Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ።
ኣባላት እቶም ጉጅለ ልኡኻት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ፥ ብላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልልን እቲ ምምሕዳር ከተማን ኣቀባብላ ተገይሩሎም፡፡
እቶም ልኡኻት…
ኣፈላላያትና ተቐቢልና ሃገርና ምፅናዕ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈላላያትና ተቐቢልና ሃገርና ምፅናዕ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትሳገር ኢያ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ፓናል ዘተ ይካድ ኣሎ፡፡
ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ መድረኽ…
1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሸሞንተ ህፃናትን 1 ሺሕን 25 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ…
መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ምክልኻል፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ምክልኻል፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ካብ ሎሚ መዓልቲ 1 ክሳብ 4 ጉንበት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ምክልኻል፣…
ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሐን ከተማታት ሓገዝ ናውቲ መውሃቢ ኣገልግሎት ፈሳሲ ማይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ፈሳሲን ማይን ኣዲስ ኣበባ ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሐን ከተማታት ኮምቦልቻ፣ ደሴ፣ ከሚሴን ወረኢሉን 19 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ናውቲ መውሃቢ ኣገልግሎት ፈሳሲ ማይ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ዕዮ ዘተኣኻኸቡዎን…
ዲጂታል ክእለት ዘለዎ ዜጋ ንምፍጣር ዘኽእሉ ማእኸላት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ክጣየሹ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ክእለት ዘለዎ ዜጋ ንምፍጣር ዘኽእሉ ማእኸላት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝጣየሹ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ “እተን ማእኸላት ዓለም ለኸ ደረጃ ዘለዎም ስልጠናታት ንምርካብን…
ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ “ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውና ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ "ስለ ኢትዮጵያ" ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸፊቱ።
ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ…
ፅልኢትን ጎንፂን ንኽፍጠር ዝሰርሑ ማሕበራዊ መርብ ሓሬታታ ንሃገር ፀገማት ኢዮም – ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅልኢትን ጎንፂን ንኽፍጠር ዝሰርሑ ማሕበራዊ መርብ ሓሬታታ ንሃገር ፀገማት ከምዝኾኑ ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ንመበል 31 ግዘ “ጋዜጠኝነት ኣብ ውሽጢ ዲጂታል ዓለም” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ፡፡…
ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ብብርኪ ትምህርቲ ንኹ ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንኽኸውን ዓላማ ዝገበረ ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ።
ሚኒትር ደቂ ኣንስትን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺበን ከምዝበለኦ፥…
ልዕሊ 34 ሺሕ ዝኾኑ ሰልጠንቲ ዝሳተፉሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስልጠና ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር 3ይ ዙር ሃገር ለኸ መንቀሳቐስቲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ስልጠና ንመሃብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ስልጠና ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ኣብ 35…