Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ዘተፈላለዩ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 91 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ዘተፈላለዩ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 91 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሓገዝ ገይሮም። ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 77 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምእካብ ዝራእቲ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን ናእደኦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ዝራእቲ ንምእካብ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ትምህርቲ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝባፅሑ ናይ…

ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን፣ ትውልደ አትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሰላማዊ ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል #NoMore ኣካይዶም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ…

ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢን ተዋዲዶም ብምስረሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሓሰበ ሽርሒ ከምዝፈሸለ ዶ/ር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ተዋዲዶም ብሓደ ብምስራሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሃቂኑ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ከምዝፈሸለ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናይ ዘመትቲ ስድራቤት ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናብ ግምባር ናይ ዝዘመቱ ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም። ማሕበረሰብ ትምህርቲ፥ ፃውዒት ሚኒስቴር ትምህርቲን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያን ብምቕባል ኢዩ ዝራእቲ ስድራቤት ዘመትቲ ኣኪቦም ዘለዉ፡፡ ፍልፍል፦…

ብምኽንያት ህወሓት ዝኸቶ ኲናት ኣብ ከባቢ መስሕባት ቱሪዝም ዘነብሩ ነበርቲ ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታ ሰሜን ብምኽንያት ኲናት ካብ በፃሕቲ ዓዲ ክረኽቦ ዝነበረ 7 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ከምዝሰኣነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ብሄራዊ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ክልል ሃረሪ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ዘሎ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ጎኒ ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ይግባእ – ቢለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ምስ ፎክስ ኒውስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒትግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢኮኖሚኡ፣ ፖለቲክኡን ሓይሊ ምክልኻልን ተቖፃፂሩ ዝፀንሐ ኣምባገነንን ጨፍጫፊን ጉጅለ ከምዝነበረ ገሊፀን። እቲ ጉጅለ ብህዝባዊ…

ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል (#NoMore) ኣብ  ጃፓን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል” (#NoMore) ኣብ ጃፓን ተኻይዱ፡፡ እቲ ሰልፊ#ይኣክል ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ፊት ንፊት እዩ ተኻይዱ። ኣብ ጃፓን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብቲ ሰልፊ …

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ጨፍጪፉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቶም መጥቃዕቲታት ትኽክለኛ መንነት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝገለፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…