Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…
ኣብ ወርሒ ጉንበት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝናብ ወሃብቲ ገፅታታት ሜትሮሎጂ ወርሒ ጉንበት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ኣንፃራዊ ጥንካረኦም ሒዞም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ነዚ ስዒቡ ድማ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት…
ዝተፈላለዩ ትካላት ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ፍርያትን ኣገልግሎትን ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ 509 ናይ ባዕሉ ማእኸላት መሸጢ ከምኡ እውን 134 ማእኸል ወኪላት መሸጢ…
ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ ዓመታት ኮቪድ-19 ዝተረኸቦም ሕሙማት ተቐቢሉ እናሓከመ ዝፀንሐ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ናይ መወዳእታ ተሓካሚኡ ናብ ገዝኡ ብምፍናው ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ።
እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ንዝሓለፉ…
ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ክሕልዉ ይግባእ – ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ግአዶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ጉዳይ ማይ፣ ዲፕሎማሲ ማይን…
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰላም ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ሃረገወይን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰላም ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣማኻሪት ፕሬዚደንት ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ገሊፀን።
ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት፥ ህዝቢ ትግራይን ኣደታትን…
ኣብ ዞባ ማጃንግ በረድ ሓዊሱ ብዝወቕዐ ዝናብ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ 800 ሄክታር ዝራእቲ ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዞባ ማጃንግ ወረዳ ጎደሬ ኣብዚ ሰሙን በረድ ሓዊሱ ብዝወቕዐ ዝናብ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ 800 ሄክታር ዝራእቲ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ኣመሓዳሪ ወረዳ ጎደሬ ኣይተ ይስሃቅ ኣብርሃም በረድን ንፋስን ተሓዊሱዎ ዝወቕዐ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ወፍሪ ክታበት ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዕድሚኦም ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ወፍሪ ክታበት ክወሃብ ኢዩ።
እቲ ወፍሪ ክታበት ካብ ሎሚ መዓልቲ 28 ሚያዚያ ክሳብ 1 ጉንበት 2014 ዓ.ም ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ገዛ ንገዛ ብምዛር ከምዝወሃብ…
ነበር ህንፃ ቤት ፅሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ህንፃ ቤት ፅሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ተመሪቑ።
ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቲካን ኣያናን…
ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ብትኹረት ክንሰርሕ ኢና-ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ብትኹረት ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም።
ንልዕሊ 60 ዓመታት ዝዘለቐ ፅኑዕ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንቀርኒ ኣፍሪካ ኣርኣያ ከምዝኾነ…