Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ትውልደ ኢትዮጵያዊ ኦባላ ንፕረዚደንት ባይደን፤ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘልዐሎ ጎንፂ ብዙሓት ዜጋታት ንዝኸፍኣ ፀገም ምቅላዑ ሓቢሩ፡፡

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝተወለደን ኣብ ኣሜሪካ ሚኔሶታ ኦስቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ዝኾነን ኦባላ፤ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ኣኼባ ጉዳይ መሰረተ ልምዓት ዘድሃበ ዘተ ገይሮም ምስ ወፁ ብኣካል ረኺቡ ኣዘራሪብዎም ፡፡ ኣብዚ እዋን ህውሓት ኣብ ኢትዮጵያ…

ድፋዓት ግምባር ሰይሮም ሑቐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰበሩ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ታሪኻዊት ከተማ ላስታ ላሊበላን ዓለም ለኸ…

ሰበር ዜና ድፋዓት ግምባር ሰይሮም ሑቐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰበሩ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ታሪኻዊት ከተማ ላስታ ላሊበላን ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ላሊበላን ተቖፃፂሮም። ብሓድጊ ዓለም ዝተመዝገቡ ውቑራት ኣቢያተ ክርስቲያናት ዝርከቡላ ከተማ ላሊበላን ዓለም…

ኣብ ጋሸናን ካልኦት ግምባራትን ዝተጎናፀፍናዮ ዓወት ሰዓራይነትና ቀረባ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ነበር ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጋሸናን ካልኦት ግምባራትን ዝተጎናፀፍናዮ ዓወት ሰዓራይነትና ቀረባ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ” ክብሉ ነበር ኣባላት ሰራዊት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩን ን22 ዓመታት ንነበር ሰራዊት ኢትዮጵያ ዘገልገሉ ሻለቃ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ዑስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ማሕለኻታት ብፍላይ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምኽባር ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከዲር ጁሃር ገሊፆም። እቶም ከንቲባ ብኣሰናሳእነት ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ “ሕውነታዊ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሴኔጋል፣ ዚምባብዌ፣ ካሜሩንን ኮቲዲቯርን ኢዮም ኣብ…

ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ከምዝተጣየሸ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት እናተኸታተለ ፅገናን ዝዓነዉ…

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኩዌት ሼኪ ሳባህ ካሃሊድ ኣልሃማድ ኣልሳባህ ነቲ ልኡኽ ኣብ ቤተ መንግስቶም ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር…

ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ 40 ሚሊየን ብር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራር ግብ ረራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም። ቢሮ ጌዳያት ደቂ ኣንስትዮ፣ ሃፃናትን ማሕበራዊን፣ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ፣ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግናን ኤጀንሲ ምገባን…