Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣብይ ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣሐዲሶምዎ እዮም – ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣሐዲሶምዎ እዮም ክብሉ ነበር መራሒ ሰራዊት ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ ተዛሪቦም፡፡ ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዓወዲ ኩናት…

ኣፍሪካውያን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ምባሎም ንፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግመ ውልደት በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን “ኢትዮጵያ እናተዋግአት ትርከብ ናይ ኣፍሪካ ካናት ኢዩ” ብምባል ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ምባሎም ንፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግመ ውልደት በሪ ዝኸፍት ከምዝኾነ ሙሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን ከምዝገለፁዎ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ካብ ሞንጎ ዝተገበረ ሓገዝ እቲ 8 ሚሊየን ብር ብዓይነት እንትኸውን፥ 32 ሚሊየን ብር ድማ ብጥረ ገንዘብ ዝተገበረ ኢዩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ መምሐዳር እቲ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ መናእሰይን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን #የኣክል ብምባል ድምፆም ኣስሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ መናእሰይን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን #የኣክል ዝብልምንቅስቓስ ተሓንጊጦም ብምስላፍ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ሃገራት ጠጠው ክብል ፀዊዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ግምባር ምዝማቶም ድማ ዓቢዪ ተበግሶ ከምዝፈጠረሎም ብምግላፅ፥…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ናይ ምትርማስ ግደ ትፃወት ኣላ – ዶ/ር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝተረጋገአት ኢትዮጵያ ንምርኣይ ሓቀኛ ድሌት እንተዝህልዋ ትርጉም ዘለዎ ግደ ክትፃወት ትኽእል ነይራ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ገሊፆም። ከም ገለፃ እቶም ሚኒስትር፥ ኣሜሪካ ብዘሕዝን መልክዑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…

ኣብ ልምዓትን ሓገዝን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺረ ክቕፅል ኢየ – ጀርመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ምትሕብባር ምዓትን ድጋፍን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ምትሕብባር ልምዓትን ጀርመን ዩርገን ሃርት ክዝሓበሩዎ÷ ብምኽንያት ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ቁፅሮም…

ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ናፅነታ ከምዘመስከረት ዘረጋግፀ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣርባምንጭ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ናፅነታ ከምዘመስከረት ዘረጋግፀ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣርባምንጭ ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ንልዕልነት ኢትዮጵያ ዝህልዎ ረብሓ ዕዙዝ ከምዝኾነ…

ንሕና መስዋቲ ከፊልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ርእሱ ከቕንዕ እንተዘይገይርና መፃኢ ወለዶ ርእሱ ኣድኒኑ ክተርፍ ኢዩ – ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና መስዋቲ ከፊልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ርእሱ ከቕንዕ እንተዘይገይርና መፃኢ ወለዶ ርእሱ ኣድኒኑ ክተርፍ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እናዘመቱ ዝርከቡ…

እዚ ቃልሲ ናይ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ቃልሲ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ቃልሲ ናይ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ቃልሲ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ “ፀለምቲ ህዝቢታት ናይ ባዕልና ታሪኽ፣ ባህሊ፣ መንነትን ክብሪን ከይህልወና ኮነ ተባሂሉ ዝግበር ርእሲ ናይ…

ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ዝተደብረየ ቡምባ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ዝተደብረየ ቡምባ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 11 ከባቢ ቤት ተምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ተደብሪዩ ዝነበረ ክልተ ቦምቢን ሓደ መነፀር ዓውደ…