Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ቴክኒክን ሞያን ዶክተር በከር ሻሌ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ማዕቐፋት ማክሮ ኢኮኖሚን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…
ብፁእ ኣቡነ ኤርምያስ ንዝተመዛበሉ ወገናት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ልዕሊ 800 ሺሕ ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ሃገረሰብከት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ኣቡነ ኤርምያስ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተሁለደሬ ዝርከቡ ተመዛዘበልቲ ንመውዐሊ በዓል ዝኸውን ልዕሊ 800 ሺሕ ብር ዘውፅእ ሓገዝ…
ኣብ ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ባህርዳር ናብ ኣአዲስ ኣበባ እናተጓዘት ዝነበረት መኪና ፖሊስ ፌዴራል የዛት ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብምግልባጣ…
ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 2 ሚሊየን ሰባት ማሕበራዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 2 ሚሊየን ሰባት ማሕበራዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ትካል ኣብ ክልቲአን ክልላት ዝገበሮ ርካቦት መፅናዕቲ ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን…
ትካላት ህንዲ ሃገሮም ዘኻዕበተቶ ተመክሮ ተሳትፉ ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልዋት ከምዝኾና ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ህንዲ ሃገሮም ዘኻዕበተቶ ተመክሮ ተሳትፉ ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልዋት ከምዝኾና ገሊፀን።
ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ልምዓት ዳያስፖራ ተሳትፎ ልምዓትን ተረባሕነትን ምዕባይ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልውውጥ ልምዲ ንምግባር…
ብምኽኒያት ኮቪድ 19ን ፀገም ፀፅታን ዝተዘሓሓለ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንምልዕዓል ዝዓለመ ስልጠና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብምኽኒያት ኮቪድ 19ን ፀገም ፀፅታን ዝተዘሓሓለ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንምልዕዓል ዝዓለመ ስልጠና ኣብ ላሊበላ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ስለሺ ግርማ÷ ንረብሓ ኢኮኖሚ፣ መንፈሳዊን ማሕበራዊን ኢትዮጵያ ልዑል…
ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ኣሉቶ ላንጋኖ ብሓደ ጉድጓድ ፈተነ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ኣሉቶ ላንጋኖ ብሓደ ጉድጓድ ብዕሊ ፈተነ ጀሚሩ።
ኣካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኣይተ ሲሳይ ፍቃዱ፥ ኣለሻ ኳዕቲ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ኣሉቶ ካብ ሞንጎ ዝተዛዘመሎም ጎዳጉዲ ሓደ ኣብ ዝኾነ ብዕሊ ፈተነ ፍርያት…
ሚኒስቴር ሕርሻ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላውን ዝድለ ምህርቲ ንምፍራይን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላውን ዝድለ ምህርቲ ንምፍራይን የኽእል ኣብ ዝበሎ ዛዕባ ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ብፍላይ ኣብዚ ሐዚ እዋን እናጋጠመ ዝርከብ ሕፅት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ ተተሓሒዙ ዘሎ ፀገም…
ሴናተር ኪም ጃክሰን ብናይ ሕሶት ሓበሬታ ደገፍቲ ህወሓት ብምትላል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘይኮነ ቅዋም ብምውሳደን ይቕሬታ ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሴናተር ጆርጂያ ኪም ጃክሰን ብናይ ሕሶት ሓበሬታ ደገፍቲ ህወሓት ብምትላል ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ብምውሳደን ይቕሬታ ሓቲተን።
እተን ሴናተር ይቕሬታ ሓቲተን ዘለዋ፤ ኣባላት ማሕረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ብዘሰናድኡዎ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዓቕሚ ዘይብሎም መኣዲ ኣካፊሎም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት ምክፋል መኣዲ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲጋን ፆመ ሮሞዳንን እኽኒያት ብምግባር ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት ምክፋል መኣዲ ገይሮም።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት…