Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝተኣከበ መተሓባበሪ ዳያስፖራ “ኣይዞኺ ኢትዮጵያ" ገለፁ።
“ኣይዞኺ ኢትዮጵያ" ኣብ ዝሓለፉ 48 ሰዓታት ካብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝተኣከበ ሓገዝ ገንዘብ ዕላዊ…
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2013/14 ዓ.ም 13 ሚሊየን ኬክታር መሬት ንምልማዕ ተሓሲቡ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2013/14 ዓ.ም 13 ሚሊየን ኬክታር መሬት ንምልማዕ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ እዋን ክረምቲ ዘበነ ምህርቲ…
ዳያስፖራ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ገንዘብ ብምልኣኽ ሓገዙ ንኽቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ገንዘብ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ናብ ሃገር ንኸመሓላልፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን መግለፂ…
ተደሚሮም ንሓቂ ጠጠው ንዝበሉ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያውያንን ቀርኒ ኣፍሪካን ናእዳይ ይገልፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ተደሚሮም ንሓቂ ደው ንዝበሉ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ቀርኒ ኣፍሪካንናእደኦም ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምድማር ናይ ምክፍፋል ሓፁራት…
ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወይዘሮ ሚስራ ብደላ፣ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፓርተ ብልፅና እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱልጀባር መሓመድ ሓዊሱ ካልኦት…
ምስረታ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ፍልይቲ ወረዳን ብሓባር ዘጣይሸኦ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝካየዱ መረሃ ግብሪታት መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ክምስረት ኢዩ።
ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ 20 መስከረም ኣብ ዘካየዱዎ ህዝበ…
ውዙዕ ሓበሬታ ኣብ ዘጋውሑ ትካላት ሚዲያ ዝውሰድ ስጉምቲ እርማት ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዘንበሮም ሕደ ደምቢታትን ስነ-ምግባር ሞያን ብምጥሓስ ውዙዕ ሓበሬታ ኣብ ዘጋውሑ ትካላት ሚዲያ ዝውሰድ ስጉምቲ እርማት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ኣፍሊጦም።…
ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ኣብ 27 ዓለም ለኸ ከተማታት ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣብ 27 ከተማታት ንመንግስቲ ኣሜሪካን ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታትን ኣብ ልዕሊ ኢትዮያ እናገበሩዎ ዝርከቡ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ካብ ደቡብ ኣፍሪካ ክሳብ ዋሸንግተን ዲሲ ፃዕዳ…
ካብ ደባርቕ ናብ ጎንደር ተፃዒኑ እናኣተወ ዝነበረ ጦር መሳርሒ ተተኮስቲ ጠያይቲን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 7 ሺሕ ናይ ብሬን ክላሽንን ተተኮስቲ ጠያይቲ፣ ሓደ ክላሽን ኮቭ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ባንኪ ሒሳብ ደፋትር፣ ሲም ካርድታት፣ ናይ ብሬን ክሳድ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተታሒዞም።
ብሄራዊ መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዝተጠናኸረ…
ኣብ እንግሊዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእነታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።
እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመረፀ መንግስቲ ፅዕንቶ…