Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን እታ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን ከተማ ኣዲስ አኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። “ህይቱ ንዝህበኒ ሰራዊት ምክልኻል ደመይ ክህብ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ብኣሰናዳእነት ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል…

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። ብደቂ ኣንስቲዮ ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ ዝተሰናደአ ስንቂ እውን ብተመሳሳሊ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ከምዝገበራ ካብ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ኦሮሚያ ዶክተር መንግስቱ በቀለን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኣብቲ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ክብላ ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋድ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ክብላ ከምዝጋባእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ነቢል ምስ ፖስት ሱዳን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መዘነኦም ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ተዛቲዮም።…

ካብ መቕደላ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ካብ ለንደን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብወራደራት ጀኔራል ናፒዬር ዝተዘረፉ 13 መርኣያ ጥንታዊ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ታሪኻዊን ሃይማኖታዊን ሓድጊታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣…

ስራሕቲ ህንፀት ዘላቒ ሰላም ንምስራሕ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ብዘላቕነት ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂ አይ ዜድ) ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ተፈሪሙ ዘሎ ስራህቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰልሰተ ዓመታት እናተሳለጡ ዝነበሩን…

ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዘሎ ዓቕሚ ንምጥቃም ሸንሸል ዛሕሉ ዝሓለወ ፍርያት ምቕራብ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዘለዋ ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ሸንሸል ዛሕሉ ዝሓለወ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ብፍላይ ፍርያት ኣቮካዶ ብቅልጡፍ ናብ ዝድለ ዕዳጋ ምቕራብ ብኽነት ፍርያት ካብ ምትራፉ ሓሊፉ ፍርያት ኢትዮጵያ ተመራፂ…

ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ይካየድ ኣሎ። “ኩሉ ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ከም ሓደ ዜጋ ንሃገሩ ዲፕሎማት ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ፕሮግራም ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮን ኣዴታትን ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ምድላው ስንቂን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደምን ኣካይደን። እቲ ክፍለ ከተማ…