Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ባሕሪ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ምዕራፍ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ባሕሪ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ዝርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ተወካሊ ዋና ኣዛዚ ባሕሪ ሓይሊ ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ፥ ሰልጠንቲ ኣብ ማይ ዝወሃቡ ወታደራዊ ግቡኣት ብብቕዓት ምፍፃም…
ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ሓደ ቤት ብልዒ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ሓደ ቤት ብልዒ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሎሚ መዓልቲ ቀትሪ ኣብታ ከተማ ከባቢ ፒያሳ ኢዩ ኣጋጢሙ፡፡
እቲ ሓደጋ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ…
ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ምእካብ ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር እቲ ክፍለ ከተማ ገሊፁ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ሽታየ መሓመድ ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ወረዳ 1…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 52 ተጠርጠርቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገሌ ኣርሲ 52 ተጠርጠርቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፀፅታን እታ ከተማ።
ብኣካላት ፀፅታ ብዝተኻየደ ወፍሪ ኣባላት እቲ ጉጅለ ኢዮም ተባሂሎም ብዝተጠርጠሩ 52 ሰባት…
ካብ ክልል ደቡብ ዝተውፃእፅኡ ነበር ኣባላት ሰራዊት ኣብ ግምባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ተፀምቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝተውፃእፅኡ ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊትን ሚሊሻታትን ኣብ ግምባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሎሚ መዓልቲ ተፀምቢሮም።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣቶም…
ፀገማት ኢትዮጵያ ብኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ምፍታሕ ኣይከኣልን ክብሉ ነበር ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘጓነፍዋ ፀገማት ብኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ክፍታሕ ከምዘይከኣልን እቲ ፍታሕ ካብ ውሽጢ ክመፅእ ከም ዘለዎን ነበር ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥን አምባሳደር ዶናልድ ቡዝን ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወፍሪ ህልውና ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህልውና ሃገር ዘንፀላለወ ዘሰክፍ ሓደጋ ብኹሉ መዳይ ርብርብ ብምግባር ግብረ ሓይሊ ወፍሪ ህልውና ብምጥያሽ ኣብ ሓፂር እዋን ዝትግበር መርሃ ግብሪ ከምዝሓንፀፀ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓ፤ልቲ ኣብ…
ንፃውዒት ኣዋጅ ክተት ነበርቲ ክልል ደቡብ ብዝለዓለ ስምዒት ምላሽ ይህቡ ምህላዎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢሲ)ንጉጅ ግብረ-ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ዝተፀውዐ ኣዋጅ ክተት ነበርቲ ክልል ደቡብ ብልዑል ትኹረት ምላሽ ይህቡ ምህላዎም ኣብ ክልል ደቡብ ተፀዋዒ መንስቲ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ገሊፆም።
ኣይተ ጥላሁን ከበደ ከምዝበልዎ፤ ከም ክልል ደቡብ ፃውዒት ንወፍሪ…
ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ተወሳኺ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝግበር ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ዋና ዳይሬክተር ዩኔስኮ ኦድሪ ኣዙላይን ኣብ ዘዳለዉዎ ዓለም ለኸ ኣኼባ…
ወርልድ ቪዥን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝመዛበሉ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ወገናት 2 ሚሊየን 48 ሺሕ ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።
ኣብ ወርል ቪዥን ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ናይ ደንቢያን ከባቢኣን ፕሮጀከት መካየዲ ስራሕ ኣይተ ዮናስ ኣትክልት፥ ንዝተመዛበሉ…