Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብታ መዲና ካብ ሎሚ ጀሚሩ ወፍሪ ክታበት ኮሮናቫይረስ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ንተኸታታሊ 10 መዓልታት ብመልክዕ ወፍሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
እቲ ክታበት ዕድሜኦም 18ን ልዕሊኡን ንዝዀኑ ክፋላት ሕብተሰብ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ዜጋታት…
ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት መሰል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝተፀንዐ መልክዑ ይጥሕስ ነይሩ – ዶ/ር ኢዮብ ተካልኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ስርዓት ፌዴራል ብዝተሰሓሓተ መገዲ ብምጥቃም መሰል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝተፀንዐ መልክዑ ይጥሕስ ከምዝነበረ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ…
“ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ እንተጠንኪራ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ኢዩ” – ኣባዱላ ገመዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ጠንኪራ እንተወፂኣ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ዝፈልፈለ ከምዝኾነ ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ገሊፆም።
ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ፅዕንቶ ወፃኢ እናበርተዐ ዝርከብ፥…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ንምግባር ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፅዕንቶ ከሕብር ይግባእ – ኣይተ ሌንጮ ለታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ሰሙን ፀብፃብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ጦር ግብረ ራዕዲ ወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ንፋስ መውጫ ብዝፈፀሞም ገበናት ተሓታቲ ንኽኸውን ፅዕንቶ ክገብር ከምዝግባእ ፖለቲከኛ ኣይተ ሌንጮ ለታ ገሊፆም።
ኣይተ ሌንጮ ኣብ…
ኢሰመኮ ህወሓት ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ንፁሃን ከምዝቐተለን ዘረፋን ዕንወትን ንብረት ከምዝፈፀመ ኣረጋጊፀ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ንፁሃን ከምዝቐተለን ዘረፋን ዕንወትን ንብረት ከምዝፈፀመ ኣረጋጊፀ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ።
ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት…
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ህዝቢ እናገበሮ ዝርከብ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ህዝቢ እናገበሮ ዝርከብ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ጉጅለ ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ዞባታት ዋግ ህምራ፣ ሰሜን ወሎን ደቡብ ወሎን፥ ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ…
ክልል ኣምሓራ ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ን9ይ ዙር ዘሰልጠኖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ።
እቲ ኮሌጅ ዘመረቖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት ኣርኢዮም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር እቲ…
ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ፣ ፖሊስ ኮሚሽንን ቢሮ ስፖርትን ብምትሕብባር ኢዩ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃእፅ ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዝቲ ኣሎ።
ኣብታ ከተማ ዘብዒ ሰላም…
ንኣባይቲ ክራይ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ዝወፅእ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንምትራፍ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ንኣባይቲ ክራይ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ዝወፅእ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንምትራፍ ፕሮጀክት ሓንፂፁ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒሰስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ።
ውሑዳት ዘይበሃሉ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ናይ ባዕሎም ቢሮ ዘይብሎም ካብ…
ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ናፅነት ኣፍሪካውያን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ ኢትዮጵያ ምልክት ናፅት ኣፍሪካዊያን ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም።
ኣርማ ናፅነት ኢትዮጵያ ዝኾነ ሓምለዋይ፣ ብጫን ቀይሕን ሰንደቕ ዕላማና ንብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንቃልሲ ናፅነት…