Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰባት ብመንነቶም ይእሰሩ ኣለዉ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ሓሶት ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን
ኣዲስ አበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ ተባሂሉ ዝናፈስ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ኣልጀዚራ…
ኣብ ዞባ ዋግ ህምራ ዝካየድ ደባይ ውግእ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግ ህምራ ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ናይ ወገን ጦር ደሀናን ዝቋላን ኣብ ዝተብሃሉ ክልተ ግምባራት ኣብ ልዕሊ ወራሪ ሓይሊ ዝተጠናኸረ ስጉምቲ ምጥቃዕ እናተወሰደ ከምዝርከብ ተገሊፁ።
ካብ ፍልፍላት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥…
ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኦሞ እኩይ ተግባር ህወሓትን ሸኔን ኮኒኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ወፍሪ ህልውና ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ።
ነበርቲ እቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናብፀሖ ዝርከብ ንዋታዊን ሰብኣዊን ጉድኣት ኮኒኖም።
ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ…
“ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ምግቢ ምቕራብና ትፅቢት ካብ ዝግበረልና እቲ ዝወሓደ ሓላፍነት ኢዩ” – ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ግምባር ንዝተሰለፈ ህዝባዊ ሰራዊት ደጀን ኮይኖም እናሰርሑ ከምዝርከቡ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ ተዛሪቦም።
ነበርቲ ወረዳ ቀወት ከምዝበሉዎ፥ “ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ደጀን ምዃንና…
ኒውዝላንድ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ድርድር ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ሓገዝ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኒውዚላንድ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኒውዝላንድ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝግበር ድርድር ውፅኢት ከምፅ ኢዩ ኢላ ከምተኣምን ኣምባሳደር ኒውዝላንድ ኣብ ኢትዮጵያን ሕረት ኣፍሪካን ሚካኤል ኣፕተን ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ማይን…
ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዞባ ካፋ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ።
ኣብቲ ዝተኻየደ ሰልፊ ካብ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማ ቦንጋን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ከምዝተሳተፉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዲጂታል ሉኣላውነት ጉዳይ ብሄራዊ ሉኣላዊነት ሓንቲ ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፃት ንምልማዕ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ናፃ ሃገር ምዃና ዘርኢ ከምዝኾነ ኤጄንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ጉዳይ ዲጂታል ሉኣላዊነት ብብርኪ ዓለም…
ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት እናኸፈለ ንዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻየዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት እናኸፈለ ንዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ዳውሮ ከተማ ተርጫ ተኻየዱ።
ነበርቲ ከተማ ተርጫ እኩይ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኮኒኖም፡፡
ኣብቶ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ዙሪያ ወረዳ ተርጫን ምምሕዳር ከተማ…
ኣብ ሱዳን ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምሳደር ፌ.ዲ.ሪ.ኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል አዕምሮ፥ ኣብ ካርቱም ተቐመጥቲ ንዝኾኑ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን መራኸብቲ ሓፋሽ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ መግለፂኦም፥ ሓደ ሓደ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መካረይቲ ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ንኸመዝግቡ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መካረይቲ መንበሪ ገዛ ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ንኸመዝግቡ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብታ ከተማ ዝኾነ ይኹን መካረዪ መንበሪ ገዛ ኣብ መምርሒ ፖሊስን ጣቢያታት ፖሊስን ዓሰርተ ሓዲአን ክፍለ ከተማታት ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ብመሓዝ…