Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 2013 ዓ.ም 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ተምሃሮ ፈተነኦም ብዝተረጋገአን ስነ-ምግባር ብዝተመልኦን መልክዑ ንኽፍተኑ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…
ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ ተኻይዱ።
ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…
ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ይግበኦ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ከምዝግበኦ ሚኒሰስትር ዲኤታ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣተሓሳሲቦም።
እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፀብፃቦም…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ጥፍኣትን ንዝኾ ህወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ተኻይዱ።
ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 20 ቀበሌታት እታ ከተማ ዝመፅኡ ነበርቲ ከተማ ጂግጂጋን ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማን ተረኺቦም።
ኣብቲ…
ደ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም።
እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንፁሃን ካብ ምቕታል ክሳብ ምምዝባል ዝበፅሑ ግፍዒታት እናፈፀመ…
ኣብ ከተማ ኣምቦ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ንግበረ ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ንሰራዊት ምክልኃል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተኻይዱ።
ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ከተማ ኣምቦ ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡…
ሃፍቲ ምፍራይ ዝከኣል ሃገር እንትህሉ ኢዩ – ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ገንዘብናን ህይወትናን ንህልውናና" ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር ዘተ ኣካይዶም።
እቲ ዘተ ዘጀመሩ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይ ዘውዱ ማለደ፥ ሰብ ሃፍቲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝነበረ ወፍሪ ህልውና ሓገዝ እናገበረ…
ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒትረ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅባቐና ሓድነትና ኢዩ ኢሎም።
በአንድነት ስንቆምም ማንኛውንም ነገር ማሸነፍ…
ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ከምኡ እውን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምርግጋፅ እናገበሮ ዝርከብ ተጋድሎ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ…
ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ንግብረ…