Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ – ዶክተር ኣብረሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም።
ሚኒሰሰትር ምክልኻል ዶክተር አብርሃም በላይን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ሚስተር ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ቢሾፉቱ…
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን ናፃ ቐጠናን ጅቡቲ ኣቡበክር ኦማር ሃዲን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቭስትመንት ሆልዲንግ…
ፕሬዚዳንት ጂቡቲው ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሐ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምግባሮም ይዝከርል።
ኣብ እዋን ዑደቶም ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ…
ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት በሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት ባሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ሓደ ወርሒ ዝሓለፎ…
መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ።
ሚኒስተር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ፥ ምስ ዳይሬክተር ፈነድ ልምዓት ግብርና ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲየን።…
ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስያመ ብሄረሰቡ “ቤኒሻንጉል” ንኽኸውን ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ቅድሚ ሕዚ በርታ ተባሂሉ እናተፀወዐ ዝነበረ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ “ቤኒሻንጉል” ተባሂሉ ንኽስየም ዝቐረበሉ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ።…
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ እዋንን ካልኦት ዛዕባታት ብዝምልከት ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ።
እቲ ቦርድ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ዘተ የካይድ ኣሎ።…
ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ።
እታ ሃገር፥ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢያ ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ ዘላ፡፡
እቲ…
መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ።
እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን ብሓባር ዘዳለውዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል…
ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ሓቲቶም።
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ኣምባሳደር ፍጹም ኣረጋን ኣብ መላእ…