Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ንግብረ…
“ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ኣይትዋረድን!” ዝብል ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት እታ ከተማ ዘዝተኣከበ ነባሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ልኡኹ ሸኔን ብምኹናን ናብ መስቀል ኣደባባይ ተጓዒዙ።
ኣብቲ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ፈረሰኛታትን ካልኦት ብዝተፈላለዩ ሃገራዊን ወነ ዘለዓዕሉ ባህላዊ ሙዚቃታትን ዜማታትን…
ኩልና ኢትዮጵያን ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢና – ነበርቲ ዞባ ሃላባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ነበርቲ ደቡብ ክልል ዞባ ሃላባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ሰልፈኛታት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንኹንንነ!!
ኦድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዝተሓባበረ ቅልፅምና ክነፍሽሎ ኢና!
ኩልና ኢትዮጵያን ካብ…
ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን – ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን ክብሉ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም።
ትማሊ ንወረርቲ ኣይተምበርከኽናን፤ ሎሚ እውን እይንምብርከኽን!
ንፅዕንቶ ወፃኢ ዝምበርከኽ መንነት…
ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን – ነበርቲ ከተማ ኣሰላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን” ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ገሊፆም።
ነበርቲ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምኹናን ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሮም ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምስማዕ ኣብ ሓምለዋይ ስታዲየም…
እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ
- ብመሪር ቃልሲ ጥዑም ዓወት ክነመዝግብ ኢና!
- ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ክብሪ ኣለና!
- ንሰራዊት ምክልኻል ተኸፊሉ ዘይውዳእ ውዕለታ ኣለና!…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ።
ነበርቲ እታ ከተማ ከካብ ከባቢኦም “ጁንታ ፀላኢ ኢትዮጵያ ኢዩ፣ ሓላፍነትና…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ህዝባዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ።
ኩሉ…
ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ከምኡ እውን መንግስቲ ሃገር ንምድሓን ዝጀመሮ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ከምዝካየድ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ከተማ ኣሶሳን ዙሪያኣን ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታት…
ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ይግባእ – ኣይ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
“ብዘኹርዕ ቃልሲ ናይ ኣቦታት ደምን ዓፅሚን ኣብ ጥንኩር ከውሒ ዝተሃነፀት ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሓይሊታት…