Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንቃወም – ነበርቲ ጎባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ ዞባ ባሌ ነበርቲ ከተማ ጎባን ከባቢኣን ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንሰራዊት ምክልኻ ዝድግፍን ፅዕንቶ ሓይሊታት ወፃኢ ዝኹንንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጎባ ኣካይዶም።…

ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ። እቲ ጣቢያ ብዝምልከት ተደጋጋሚ ፀብፃባት እናሰርሐ ይረኸብ እምበር፥ ዝርሖም ፀብፃባት ኣብ ትኽክለኛ ሓበሬታ ዘይተመርኮሱ ናይ ሕሶት፣ ዝተዛብዑን ሚዛናዊነት…

ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እናመረቖም ዝርከብ ተምሃሮ፥ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ምሸታዊን መርሃግብሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…

ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ዲላ ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብዝተፈላለዩ ጭርሖታት ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናገበሮ ዝርከብ…

ሕልሚ ምፍራስ ሃገር ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ሕልሚን ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም። ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ ጥፍኣት…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ተግባር ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዞባ ወላይታ ከተማ ሶዶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ኣብ ዞባ ወላይታ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ምትእኽኻብ ዳዕሮታት ንዱር ዘይድፈር ይገበሮ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ፈታኒ እዋን ውላዳት ኢትዮጵያ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ከምዝተለዓሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ናይ መወዳእታ ከቢድ ሕማም ሕርሲ ህፃን ዝውለደሉ ሰዓት ኢዩ፤ እዚ ፈታኒ…

ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ኢና – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር ክንከፍሎ ዝግባእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፥ ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ንምውዳድ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…

ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለምፀሐይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ክልተ ኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብምድሃብ ልዝብ ምግባረን ተገሊፁ። ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከካይዶ ዝነበረ መረፃ ምቁራፁ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ክካየድ ዝነበረ ግዘዘ ሰሌዳ መረፃን ምድላውን ምቁራፁ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ 6 ሃገራዊ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ መብዛሕተኦም ክፋላት እታ ሃገር ኣካይዱ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኣብ…