Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጀመረ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀጥታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምሕላው ብዝምልከት እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…
ሓቢርካ ንምስራሕ ዘለዉ ክብሪታት ተጠቒምና ሃገርና ነማዕብል – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ሓቢርካ ኣብ ምስራሕ ዘለዉና ክብሪታት ተጠቒምና ሃገርና ነማዕብል” ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፀዊዐን።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ የካይድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…
ሓደ ኮይንና ብምስላፍን ዓቕምና ብምትእኽኻብን ሕልፈት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ክነቀላጥፍ ኣለና-ክልል ሃረሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ።
እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዝሓለፈ ዓመት 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት እዚ ሰሜን ታሪክ ዘይርስዖ ክሕደት ድሕሪ ምፍፃሙ…
መሳርሒኦም ዘየመዝገቡ ወነንቲ ጦር መሳርሒ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እነኸመዝግቡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒኦም ዘየመዝገቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ወነንቲ ጦር መሳርሒ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እነኸመዝግቡ ሓላፊ ቢሮ ድሕንነትን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣተሓሳሲቦም።
እቶም ሓላፊ ቢሮ ኣብ እዋናዊ…
ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ሓፂር እዋን ብምድምሳስ ገፅና ናብ ልምዓት ንምምላስ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንኽብሉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ ልምዓት ዝኾነ ጉጅለ ጁንታውን ኣብ ሓፂር እዋን ብምድምሳስ ገፅና ናብ ልምዓት ንምምላስ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንኽብሉ መንግስቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ክልላዊ መንግስቲ ክልል ጋምቤላ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ…
ከም ሃገር ዝመፀና ሓደጋ ሓደ ኮይንና ክንምክቶ ኢና-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዝመፀና ሓደጋ ሓደ ኮይንና ክንምክቶ ኢና ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
እቲ ፀላኢ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ወረራ እንተፈፀመ እውን፥ ብልዑል ቂምን ፅልኣትን ስምዒት ዝመፅአ ናይ መላእ ኢትዮጵያውያን ፀላኢ…
ናብ ወፍሪ ህልውና ካብ ዝተሓወሱ መምህራን ዩንቨርስቲ ኣንደበት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ረዳት ፕሮፌሰርነቱ ንምፅዳቕ መዓልታት ዝፅበ ዝነበረ መምህር ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሲሳይ እባብየን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረብርሃን መምህር ኬሚካል ኢንጂነሪንግ ኢንጂነር መንግሥት ካሳውን ናብ ወፍሪ ሀልውና ብምሕዋስ ኣብ ግንባር…
ኣመራርሓን ህዝብን ሙሉእ ዓቕሙ ኢትዮጵያ ኣብ ምድሓን ክገብር ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱጀባር መሓመድ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝሕግዝዎ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ተለኣኣኽቲን…
ሃገር ምስ ሙሉእ ክብራ ንምፅናሕ ዘለና ኣማራፂ ኩሉ ክንጥቀም ኢና – ምምሕዳር ክልል ደቡብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኩሎም ህዝቢታትን ኣመራርሓታትን ክልል ደቡብ ሃገር ንምድሓን ንዝግበር ቃልሲ ካብ ኩሉ ተግባር ቅድሚት ሂቦም ንኽረባረቡ፣ መናእሰይ ናብ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ንኽፅምበሩን ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንኅሕልዉን፣…
መላእ ህዝቢ ኦሮሞን ኣመራርሓን ሃገር ንምድሓን ንዝግበር ቃልሲ ቀዳምነት ብምሃብ ንክንቀሳቐሱ ምውሳኑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ ኦሮሞን ኣመራርሓን ሃገር ንምድሓን ንዝግበር ቃልሲ ቀዳምነት ብምሃብ ንክንቀሳቐሱ ምውሳኑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ጁንታ ወያኔ ኣብ ዝተፈጠረሉ እዋን ጀሚር ብሴራ፣…