Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓውዲ ቱሪዝም ንምጥንኻር ኢኮኖሚ ክድግፍ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ቱሪዝም ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ከምዝድግፍ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዝርከበሉ…

ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህልውና ኢትዮጵያን ዝፃረር ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ዘበላሹ ሰነድ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መጀመርታ ዝቕፅል ሰሙን…

ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምትእስሳር ስራሕ መራፂ ተመራፂ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምትእስሳር ስራሕ መራፂ ተመራፂ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ተኻይዱ። እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ንስራሕቲ ንግዲ ዝውዕሉ 63 ሼዳትን…

ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ገሊፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ብዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ንህዝቢ ልዕሊ መረረት እናዳረጎ ዝርከብ ምኅባር ናብራን ኣብ…

6ይ እዚ ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ እዚ ካብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጀሚሩ ክሳብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ክፍሊታት ሰራዊት፣ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ። ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብን ተሸላሚ…

ኣብን ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን)ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ። ኣይተ መልካሙ ሹምዬ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ኮይኖም ተመሪፆም። ኣብን ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ ናይ ማእኸላይ…

ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ፍርያት ስርናይ ብብርኪ ኩነታት ዓለም ፅንቶ እናጋጠሞ ስለዝኾነ ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም ሓዊሱ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ሃገራዊ ለውጢ ዝምልከት መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብሓባር ዘዳለውዎ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ-ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል ይልማ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ኣብዚ ሐዚ እዋን ብኣቪዬሽንን ምክልኻል ኣየርን እዚ ዘበን ዝበፅሖ…

ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ። መድረኻት እቲ ዘተ በቲ ጉባኤ ዝተሓረዩ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ፣ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን በቢብርኩ…