Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሐዚ እንርከበሉ ወድዓዊ ሓቂ ህዝብና ብማንነቱ ተፈሊዩ ንምጥፋእ ተሊሙ ምስ…
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ኣስታት 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለየ ናውቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ምግቢ ተንከፍ፣ ናውቲ ገዛ፣ ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢ፣ ኣልባሳትን ፍራሽን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ልዕሊ 18 ሜትሮ ዕምቆት ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ።
ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ደሳለኝ ንጉሴ፥ ኣብቲ ግድብ 1 ነጥቢ 5 ሜትሮ ክቢ ነቓዕ ብምህላዉ ማይ ናይ ምሉሓኽ ፀገም ኣጋጢሙዎ ነይሩ።
ስለዝኾነ…
ካብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዝተመሓላለፈ ህፁፅ ፃውዒት
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይፍፅምን ህዝቢ ይቐትል፣ የዋርድ፣ ንብረቱ ይዘርፍ፣ እናዕነወን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ናይ መወዳእታ ናይ ሞትን ሕውየትን ቃልሲ ይገብር ኣሎ።
እዚ ንምምካት ብስሩዕ ሕጊ…
ኣብ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ።
ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተሳቲፎም፡፡…
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብ ዑደቶም እውን ኣብ ማእኸላት ሲቲ ስካን፣ ማእኸል…
ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ተገሊፁ።
እቲ ትካል ብዙሓት ኣባላት እቲ ጉጅለ ንልኡኽቶ ግብረ ራዕዲ ተመልሚሎም ዝስልጥኑሉ ከምዝኾ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡
እዋናዊ…
ጎንፂታት ኣብ ዘለዉሎም ዩኒቨርሲቲታት እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ንኽምዝገቡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መቐለ፣ ዓዲግራት፣ ኣኽሱም፣ ራያን ወልድያን እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲቲታት ብግዚያነት ምምዳብ ንኽከኣል ንኽምዝገቡ ሚኒስቴር ትንህርቲ ፀዊዑ።
ብምዃኑ ኣብተን ዩኒቨርሲቲታት እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ኩሎም…
ሕብረተሰብ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተረኸበ ለውጢ ንምቕልባስ ብህወሓት ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ክምክቶ ይግባእ – ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ኦሮሚያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተረኸበ ለውጢ ንምቕልባስ ብህወሓት ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ተዋዲዱ ክምክቶ ከምዝግባእ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ኦሮሚያ ፀዊዑ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሻፊ ሑሴን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…
ካብ ጎንደር ናብ ግምባር ንዘምቱኣካላት ፀፅታ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከቡ ኣኽበርቲ ሰላም፣ ሚሊሻታትን ፋኖታትን ሎሚ መዓልቲ ናብ ግምባር ዘሚቶም።
ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ዘውዱ ማለደ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝመረፆ ህዝባዊ ኲናት ንምምካት ኩሉ ነባሪ እታ ከተማ ብሓድነት ንኽዳሎ ኣተሓሳሲቦም።…