Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ።
ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተሳቲፎም፡፡…
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብ ዑደቶም እውን ኣብ ማእኸላት ሲቲ ስካን፣ ማእኸል…
ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ተገሊፁ።
እቲ ትካል ብዙሓት ኣባላት እቲ ጉጅለ ንልኡኽቶ ግብረ ራዕዲ ተመልሚሎም ዝስልጥኑሉ ከምዝኾ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡
እዋናዊ…
ጎንፂታት ኣብ ዘለዉሎም ዩኒቨርሲቲታት እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ንኽምዝገቡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መቐለ፣ ዓዲግራት፣ ኣኽሱም፣ ራያን ወልድያን እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲቲታት ብግዚያነት ምምዳብ ንኽከኣል ንኽምዝገቡ ሚኒስቴር ትንህርቲ ፀዊዑ።
ብምዃኑ ኣብተን ዩኒቨርሲቲታት እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ኩሎም…
ሕብረተሰብ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተረኸበ ለውጢ ንምቕልባስ ብህወሓት ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ክምክቶ ይግባእ – ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ኦሮሚያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተረኸበ ለውጢ ንምቕልባስ ብህወሓት ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ተዋዲዱ ክምክቶ ከምዝግባእ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ኦሮሚያ ፀዊዑ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሻፊ ሑሴን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…
ካብ ጎንደር ናብ ግምባር ንዘምቱኣካላት ፀፅታ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከቡ ኣኽበርቲ ሰላም፣ ሚሊሻታትን ፋኖታትን ሎሚ መዓልቲ ናብ ግምባር ዘሚቶም።
ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ዘውዱ ማለደ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝመረፆ ህዝባዊ ኲናት ንምምካት ኩሉ ነባሪ እታ ከተማ ብሓድነት ንኽዳሎ ኣተሓሳሲቦም።…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ተሓሲቡ ክውዕል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ተግባር ክሕደትን መጥቃዕቲን ዝቕፅል 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ተሓሲቡ ክውዕል ኢዩ
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ይውፃእ – ተወለድቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ለቒቑ ንኽወፅ ኣብ ክልል ዓፋር ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ሓቲቶም።
ኣብ ከተማታት ሰመራን ሎጊያን ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ብምዃን ንክውደብ ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፤ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ብምዃን ንክውደብ ወሲኑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት ጊዘ ስራሕ ቀዳማይ ህፁፅ ኣኼባ፥ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሚሩ ኣፅዲቑ።…
ደሴ ንምሓዝ ተሃንዲዱ ዝመፅአ ወራሪ ሓይሊ ብምምካት ዘኹርዕ ተጋድሎ ይፍፀም ኣሎ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሀገራዊ ኩነታትብምድሃብ መግለፂ ሂቡ።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር እናተመርሐ ወራሪ ጉጅለ ራዕዲን ዘሰለፎ መንጋን እናመከተ ዝርከብ መላእ ሓይሊ…