Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ከምኡ እውን ምስ ሰብ ሞያ ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ።
ቀንዲ ዛዕባ አቲ ዘተ ድማ ኣብ ፖሊስ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ካብቶማ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን እተን ክልላት ዝርከቡ…
ኣባላት ማህበረሰብ ዳያስፖራ ዝተረኸቡሉ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማህበረሰብ ዳያስፖራ ዝተኻፈሉሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣድስ ኣበባ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብምትኳር ክዝቲ ኢዩ።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታት፣ ዲፕሎማሰኛታት…
ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዎ ልምዲን ፍልጠትን ሃገሩ ክድግፍ ፃውዒት ቀሪቡሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዓቢዪ ፃውዒት ምምላስ ናብ ሃገር ተቐቢሎም ናብሃገሮም ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ሃገሮም ብዘፈር ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ንኽድግፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ዳያስፖራታት ኣብቲ ዓውዲ ሃገሮም ንምድጋፍን ኣማራፂታት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ተመያይጦም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ…
እቲ መርማሪ ቦርድ ኣብ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ተጠርቲ ዝበለፀ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ተጠርቲ ዝበለፀ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ።
እቶ ቦርድ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልላት ሃረሪን ሶማሌን ብምርካብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ብዝብል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝትግበር ናይ 4 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ኣምሓራ (ኣመልድ) ኣብቲ ክልል ዝትግበር ስምምዕነት ፕሮጅክት ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪሙ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ኣለማየሁ ዋሴ፥ እቲ ትካል ካብ ለገስቲ ኣካላት ብዝረኸቦ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣቢሉ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ናይ…
ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ 14 ሆስፒታላትን ልዕሊ 60 ጣቢያታት ጥዕናን ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ 14 ሆስፒታላትን ልዕሊ 60 ጣቢያታት ጥዕናን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እቶም ሆስፒታላትን ጣቢታት ጥዕናን ብዝተገበረሎም ዳግመ ፅገና ኢዮም ኣገልገሎት ምሃብ ክጅምሩ ክኢሎም…
ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምጥያሹ ስዒቡ ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ካብ 26 ታሕሳስ ጀሚሩ እነሳቐፀለ ከምዝርከብን ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ።
ኣበቲ ከይዲ ጠቆምቲ ዘልዕሉዎምን ክብራህርሁሎም ዝደልዩዎምን ጉዳያት ኣመልኪቱ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ልምዓት ተፋሰስ ክትግበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ከምዝትግበር ተገሊፁ፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ ካብ 6 ጥሪ ጀሚሩ ኣብ ዓሰርተ ዞባታትን 56 ወረዳታትን ከምዝጅመር ዝተገለፀ እንትኸውን÷ እቲ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት…
ንሕና ኢትዮጵያውያን ኣርሒቕና ብምሕሳብ መፃኢና ብምህናፅ ህልውና ኢትዮጵያ ክነቕፅል ኢና – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ኢትዮጵያውያን ኣርሒቕና ብምሕሳብ መፃኢና ብምህናፅ ህልውና ኢትዮጵያ ክነቕፅል ኢና” ክብሉ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ፥ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀመ…