Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ከበድቲ መሳርሒታት ፂሙ ኢዩ – መሰኻኽር ዓይኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ከምፀላእቲ ዝፈረጀ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልለ ዓፋር ከተማ ጭፍራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ከበድቲ መሳርሒታት ከምዝፈፀመ ካብታ ከተማ ብስግኣት ዝሃደሙ ነበርቲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ናብታ ከተማ ብምእታው መድፍዕን ካልኦት ከበድቲ…

ሲኖዶስ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ሓገወ ንኽግበር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉን ንፃገም ዝተቓልዑን ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ንኽግበር ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ምልኣተ ጉባኤ እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ…

ብኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተኸሰሱ ውልቀ ሰባት ትፍኣተኛታት ተባሂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ብዝብል ተጠርጢሮም ክሲ ዝተመስረተሎም ውልቀ ሰባት ጥፍኣተኛታት ዝብል ውሳነ ተመሓላሊፉ። እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ልደታ 5ይ ጉዳያት ገበን ግዕዝይና 16 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ…

ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ቡን ዝቦቕለሎም ከባቢታት ሕማም ፍረ ቡን ተወሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ቡን ዝቦቕለሎም ከባቢታት ሕማም ፍረ ቡን ምውልዑ ስዒቡ ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ዶክተር ፈቶ ኢሲሞ፥ እዋኑ ሓሊዩ ዝውላዕ ሕማም ፍረ ቡን…

ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ርክቦም ኣብ ዘጠናኽሩሉ ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ዘፈር ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ጃኦ ዚዩን ኣብ ምጥንኻር ቀፃሊ ርክባት ክልቲኦም ፓርቲታት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ዶክተር ቢቂላ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ቻይና ኣብ ዕቤትን…

ፖሊስ ፌዴራል ስራሕቱ ንምዝማን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ስምምዕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ነብዩ ዳኜ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እንግሊዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሕብረት ኣፍሪካን ወታደራዊ ኣታሼ እንግሊዝ ምስ ዝኾኑ ኮሎኔል ጉስ…

ዘተ ሚኒስትራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ሚኒስትራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲታት ትራንስፖርት፣ ንግዲ፣ ገፀር ፋይናንስ፣ ቀረብ መስተ ማይ፣ ምትእስሳር ዕዳጋ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፅሬት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ከይዲ ኣወሃህባ ትምህርቲ ንምዝማንን መነግስቲ ትኹረት ገይሩ ከምዝሰርሕ ተዛሪቦም። ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረር ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ህፁፅ ሓገዝ ኣብ ዘድልዮም ዜጋታት ኣድሂቦም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እተን…

ጓማ ልዑል ድምፂ እንተውፂኡ እናነፈሰ ከምዝኾነ ምልክት ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝምራሕ ናይ ወገን ጦርን ብዘይተቛረፀ ደጀንነት ህዝቢን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ግምባራት ኩታበር፣ ተሁለደሬ፣ ወረባቦን ጭፍራን ስጉምቲ ፀረ ምጥቃዕ ከምዝወሰደ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሙዩኒኬሽን ኣብ…