Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከባቢ ወልዲያ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ወልዲያ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 30 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ሓገዝ ክዳውንቲን ካልኦት ናውቲን ዘካተተ እንትኸውን፥ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ዝተገበረ ሓገዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቲ ሓገዝ ዝተበርከተ ሚኒስትር እቶት…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ልዕሊ 300 ኣባላት ሸኔ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 312 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም።
እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ እናፈፀሞ ዝርከብ እኩይ ተግባር ብምግንዛብ ኢዮም ካብ ኣባ ገዳታት ዝቐረበሎም ፃውዒት ተቐቢሎም ብሰላም…
ቤተ ምፃሕፍቲ ኣብርሆት ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ምፃሕፍቲ ኣብርሆት ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተመሪቑ ተኸፊቱ፡፡
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4 ኪሎ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ብዘበናዊ መልክዑ ዝተሃነፀ እቲ ቤተ መፃሕፍቲ፥ ባህሊ ምንባብ…
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ንደግመ ህንፀትን ምጥያሽን ዝኸውን ስራሕ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤልሩ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎ ንምግባር ዘኽእል ስራሕ ምጅማሮም ነበር ኣባል ፓርላማ እስራኤል (ክኔሴት) ሽሎሞ ሞላ ገሊፆም።
ነበር ኣባል ክኔሴት ሽሎሞ ሞላ ኣብ እስራኤል ኣባላት…
ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልልን ከተማታትን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ተረኺቦም።
ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ…
ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ንምርዳእ “ህያብ በዓል ልደት ንሃገረይ” ብዝብል ዕፃ ቶምቦላ ሎተሪ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ንቀዋሚ ቤት ፅሕፈት ኣረኪቦም።
ቀዋሚ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን…
መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ካብ ብሄራዊ ሙዚየም ተበጊሱ ናብ 4 ኪሎ ኣደባባይ እቲ ምፍናው ክካየድ እዩ።
ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምፍናው÷ ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገብረሎም ኣጋይሽን ካልኦት ተሳተፍትን ተረኺቦም።…
ሓዱሽ ዓመት 2022 ብሓቫር ጠጠው ንብለሉ ዓመት ንግበሮ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ዝኣተወ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ 2022 ኣመለልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕዚዳንት ኣብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒተን፥ ሓዱሽ ዓመት 2022 ናይ ሰላም፣ ናይ ምሕካምን ብሓባር ጠጠው ንብለሉ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ በርበራ በረራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 8 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ በርበራ ሶማሌላንድ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዘ በረራ ንምግባር ትልሚ ከምዘለዎን ኣብ ቀፃሊ ቁፅሪ በረርኡ ከምዝውስኽ እውን ገሊፁ።…