Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጓማ ልዑል ድምፂ እንተውፂኡ እናነፈሰ ከምዝኾነ ምልክት ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝምራሕ ናይ ወገን ጦርን ብዘይተቛረፀ ደጀንነት ህዝቢን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ግምባራት ኩታበር፣ ተሁለደሬ፣ ወረባቦን ጭፍራን ስጉምቲ ፀረ ምጥቃዕ ከምዝወሰደ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሙዩኒኬሽን ኣብ…

ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምርኣይ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ከምዝኾ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚታት ሰላም፣ ልማትን ዴሞክራሲ ጋህዲ ኣብ ምግባርን ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምርኣይን ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ከምዝኾ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተገሊፁ። እቲ ቢሮ ምስ ኣካላት ሚዲያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…

መቐለ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መቐለ ኣብ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ወቒዑዎ። እቲ ትካል ህወሓት ወታደራዊ መሳርሒታት ዝፅግነሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ስግግር ሱዳን ንኽዕወት ኢትዮጵያ እናሰጎመቶ ዝነበረት ቅዋም ኣጠናኺ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ መግለፂኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ዲፕሎማሲን ዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ምስ ሱዳን…

ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘንፀላለዉ ፀገማት ንምስጋር ብሓባር ደው ምባል ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘንፀላለዉ ፀገማት ንምስጋር ብሓባር ደው ምባል ከምዝግባእ ኣካቢት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ዶክተር ራሄል ባፌ ገሊፀን። እተን ኣካቢት፥ ብመንፅር ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ምድምማፅ፣ ምዝርራብ፣…

ሳፋሪኮም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ቀንዲ ዝኾነ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ኣንዋር ሱሳ ኣብ መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ…

ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራርን ዘረፋን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ጥቕሚ ወፃእ ምግባሩ መምርሒ ትምህርቲ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ናይ ፃንሒት ግዚየኦም ንዝዛዘሙን ዝሓሸ ኣፈፃፅ ማ ስራሕ ነዝነበሮምን መስመር መኮንናት ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ። ምክትል ኣዛዚ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ  ብ/ጄ ይታያል…

ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ገይሩሎም። እቲ ድጋፍ ብዓይነትን ገንዘብን እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቢሮ   ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ብምዃን ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ 10 ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ተጠርጠርቲ…