Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ቢሊየን ብር ወፃኢ እናተሃነፀ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ ንግልጋሎት ንምብቃዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ መንደር…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ "ኢኖቬሽን ንኩለመዳያዊ ዓወት ሽፋን ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሚኒስትሪ ጥዕናን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝተዳለወ ጉባኤ ብዙሓት ሃገራትን…

ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ስራሕቲ ምምሕያሽ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፡፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ዓውዲ ለኣክን ኣምፃኢ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገጠሙዋ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ የካየድ ኣሎ፡፡…

ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምዝማን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብዝበለፀ ንምዕባይን ንምዝማን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፡፡ ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽንን ኤክስፖ መሰረተ ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካን ፅባሕ ኣብ ሚለንየም ኣዳራሽ…

ሃገራዊ ሰላም ንምፅናዕ ማሕበራዊ ክብርታት ብግቡእ ምጥቃም ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ሰላም ንምፅናዕ ማሕበራዊ ክብርታት ብግቡእ ምጥቃም ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ ኢድሪስ፡፡ ማሕበራዊ ሃፍቲታት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሚኒስትሪ ሰላም ዝተዳለወ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣይተ…

ስራሕቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብመንፅር ግዘን ብሄራዊ ረብሓን ክግዝኡ ይግባእ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መራኸብቲ ሓፋሽ ብዝሰርሕዎ ትሕዝቶ ለውጢታት ክርድኡ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ፡፡ ኣይተ ዛዲግ ንፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽንን ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰልጠና ይህቡ ኣለው፡፡…

ዓይነ ስውር በዓልቲ ሞያ ስፌት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃና ደበሌ ኣብ ሸሞንተ ዓመታ ብዘጋጠማ ሃንደበታዊ ሕማም ዓይኒ ምኽንያት ብርሃን ዓይና ስኢና ኢያ። ብቑልዕነታ ምርኣይ ዘይምኽኣላ ኣገናዚባ እቲ ጉድኣት ክትምዝኖ ኣይትኽኣል እምበር ኣብዚ ሕዚ እዋን ብምኽንያት ምንኣስ ዓቕሚ ካብ ትምህርቲን ካብ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቁልፊ ስርዓት ሓበሬታ ልውውጥ ህዝቢ ኣባል ከይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቁልፊ ስርዓት ሓበሬታ ልውውጥ ህዝቢ (ፒኬዲ) ኣባል ምዃና ዘረጋግፅ ሰርተፍኬት ተቐቢላ፡፡ እቲ ሰርተፍኬት ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት ፕሬዚደንት ዓለም ለኸ ትካል…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ኣመራርሓ ስራሕ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካ ብዝበለፀ ኣመራርሓ ስራሕ ዝተመርሐ ትካል ሽልማት ብምዕዋት ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ። መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካ ጠሚተን ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኣ ትካላት…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን…