Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ገይሩ ሾይሙ። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን ንህዝቢ እቲ ክልል ብቕንዕናን ንምግልጋል ቃለ ማሕላ ምፍፃሞም ካብ ኮሙዩኒኬሽን…

ኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኣይተ ሱልጣን ኣብዱሰላም ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ኣሪፍ መሓመድ ኣዱስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኮይኖም ተሸይሞም፡፡ እዋናዊ…

ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኢትዮጵያ ዝገጠማ ፈተና ንምፅዋር ምትሕብባር ከምዘድሊ ብምግንዛብ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓገዝ ዘበርከቶ 50 ኩንታል ሕሩጭ ስርናይን 50 ኩንታል…

ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ሃገር ናይ ምህናፅ ዘኹርዕ ታሪኹ ብምሕላው እኩይ ተግባር ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣመራርሓታት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን /ኢቢሲ/ ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም፥ ኢቢሲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ግድኡ ንኽዋፃእ ሓቲቶም፡፡ ሰራሕተኛ ልኡኽቶ እቲ ትካል…

ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ። ካብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ መረዳእታ ከምዝሕብሮ፥ እቲ ማእኸል ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ወታደራዊ ስልጠና ቅድሚ ምውዓሉ ማእኸል መሰልጠኒ…

ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል ክስራሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተረጋግአ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምፍጣር ፀገም ስእነት ስራሕ ንምቅላል እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያ ካሚል ገሊፀን። የስራና ክህሎት ሚኒስቴር አመራሮች እና ሰራተኞች በቀጣይ በሚያከናወኑት ስራ ላይ ያተኮረ…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ እተን ሃገራት ብዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተላዚበን።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈተና 12 ክፍሊ ብዕዉት ንምዝዛም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብዓወት ንኽዛዘም ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍፃም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ምስ ዝተወደቡ ኣባላት…

ምእመኑ ብፀሎት ንኽብርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብስእነት ሰላምን ዘይምርግጋዕን ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ድሕንነት ሃገርን እናበፅሐ ዝርከብ ጉድኣት ንኸብቅዕ ምእመኑ ፀሎትን ምሕፅንትኡን ንኸበርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ…