Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዘየቋርፅ ምትሕብባር…

ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ካብ 60 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ካብ 60 ሚሊየን ምሕላፉ ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን። ኢትዮ ቴሌኮም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ብሚኒስቴር ገንዘብን ብምምሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣብ ዝተገምገመሉ እዋን፤…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ክላሽን ኮቭ ተታሒዙ። ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀፅታን ዞባ ደምቢ ዴሎ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሃይሩፍ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ኣብ ዝተገበረ ተፍቲሽ ኢዩ ተረኺቡ። ሰላም…

መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣባላት ዝሳተፉሉን ኣካል ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ጉባኤ  ዝኾነን መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ። እቶም ኮንፈረንሳት ብዝምልከት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ ኣለሙ መግለፂ ሂቦም።…

ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ንህዝቢ ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ 21 ክሳብ 23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ንህዝቢ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ። ጀጋኑ…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቄለምን ምዕራብ ወለጋን ከምኡውን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ካልኦት ከባቢታት ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ሓረስቶትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን…

ፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ዘፈር ሕርሻን ኢንዱስትሪ ንመዝማን ከምኡ እውን ንምትእስሳር ብዙሓት ፃዕሪታት እናተገበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሬታ ሰዋስው ከምዝገለፀኦ፥ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ብዝበለፀ ውፅኢታዊ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት፣ ዝተመጣጠነ ምግቢን ናውቲታት ሕክምናን ደገፍ ተገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ዝምራሕ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን…

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ንሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

መበል 126 በዓል ዓድዋ ብመልክዕ ካርኒቫል ክኽበር ኢዩ- ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ብመልክዕ ካርኒቫል ኣብ ዋና ጎደናታት ክኽበር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊ ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ገሊፆም። ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን÷ እቲ…