Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣፋሕድ ኣጀንዳ ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝቢ ኣምሓራ ፋኖ ክረኣየልና ይግባእ ዝበሎም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣረኺቡ፡፡
ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣማራፂ ሰላም…
ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ንስራሕቲ ልምዓት ቱሪዝም ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ኒኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መዳረግቲ ኢኮ-ቱሪዝም ንምስፋሕ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ዝንኣዱ እዮ ኢሉ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤማሬት ዓረብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ጎና ጎኒ ምስ ዋና…
ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ኣብ ዝሓለፉ ከልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ።
እቲ ኣኼባ ሰነድ ስምምዕነት ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ድሕሪ ምኽታሙ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ ስሩዕ ኣኼባ ከምዝኾነ…
ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ይግባእ ኢሉ፡፡
ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ 5ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ።…
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ይትቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ መገዲ ሰላም መሪፆም ዝተመልሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝባዊ ኣምሓራ ፋኖ (አፋሕድ) ይዛተ ኣሎ፡፡
ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ…
ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌቻቸው ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ነምትእንጋድ ኣድላዪ ምድላው ትሕዝቶን ሎጂስቲክስን…
ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ኩባኒያታት ቴሌኮም ጅቡቲን ሱዳንን ባሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቴሌኮም ጅቡቲን ግሩፕ ሆራይዘን ሱዳቴልን ዶብ ተሳገርቲ ዝርገሐ መስመር ፋይበር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅቡቲ ተፈራሪሞም።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ እዋን…
ተመራማሪ ስርዓት ገዳ ዝነበሩ ኣስመሮም ለገሰ (ፕ/ር) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ስርዓት ገዳ ዝነበሩ ኣስመሮም ለገሰ (ፕ/ር) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡
ኣስመሮም (ፕ/ር) ስርዓ ገዳ ንኽሕሎ፣ ንኽኽበርን ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ንኽረክብን ዝሰርሑ ብፍላይ መምርሒታት ዴሞክራሲያዊ ክብሪታትን ሓለዋ ህዝቢ ኦሮሞ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ኣባይቲ መምህራን ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ንመምህራን ዝኸውን ህንፃ ኣባይቲ ህንፀት ኣጀሚረን።
እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ነበርቲ ብዘላቒ መንገዲ ንምፍታሕ…
ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን…