Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ቀጠና ኢጋድ ሰላምን ድሕንነትን ንኸዓስል እጃማ ትዋፃእ ኣላ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዴሞክራሲ ትካላት ወሳኒ ሪፎርም ብምግባር ኣብ ከባቢ በይ መንግስታት ልምዓ ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሰላምን ድሕንነትን ንኸዓስል እጃማ እናተዋፀአት ትርከብ ኢሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ኮፕ32 ክተተኣናግድ ዝተመረፀት ተሰማዕነታ ብምውሳኹን ኣብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዘመዝገበቶ ዓወትን ኢዩ – ኣይተ ከበደ ዴሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ ኮፕ32 ክተተኣናግድ ዝተመረፀት ተሰማዕነታ ብምውሳኹን ኣብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዘመዝገበቶ ዓወትን ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ፡፡ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2027 ዝካየድ ጉባኤ…

ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን…

ምገባ ቤት ትምህርቲ እታ ከተማ ንተምሃሮ ኣምሮኣዊን ኣካላዊ ዕቤት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ኣገልግሎት ምገባ ንተምሃሮ ኣእምሮኣአዊን ኣካላዊን ዕቤት ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡፡ ም/ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብዚ…

ኢትዮጵያ መበል 32 ጉባኤ ንብረት ኣየር ሕቡራት መንግስታት ንምትእንጋድ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መበል 32 ጉባኤ ንብረት ኣየር ሕቡራት መንግስታት (ኮፕ32) ንምትእንጋድ ተሓሪያ፡፡ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ብዙሓት ተግባራት እናወገነት እንትትከውን፥ መበል 32 ጉባኤ ንምትእንጋድ ኣብ ዝሓፈ ወርሒ መስከረም ሕቶ ኣቕሪባ…

ንልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ሓገዝ ፋይናንስ ንምርካብ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ክሕግ ኢየ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ደኒ ንእትገብሮም ተግባራት ሓገዝ ፋይናንስ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ክሕግዝ ኢየ ኢሉ፡፡ ተወካሊት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ፥ ኢትዮጵያ ደኒታት…

ስርዓተ ቀብሪ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ኣብ መካነ መቓብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ተፈፂሙ። ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 6 ኪሎ ካምፓስ ምስተኻየደ፤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር)ን፣ ዘመድ…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 6 ኪሎ ካምፓስ ይካድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መሳርሕቲን፣ ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።…

በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ምርድዳእ ዘምፅእ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘምፅእ ኢዩ ኢሎም። መበል 20 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ‘ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት’…

10ይ ፎረም ከተማታት ካብ 6 ክሳብ 10 ሕዳር ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ሎጊያ ክካየድ ኢዩ፡፡ ካብ 6 ክሳብ 10 ሕዳር ኣብ ዝካየድ ፎረም፤ ልዕሊ 150 ከተማታትን ልዕሊ 10 ትካላት ንግዲን ከምኡ እውን…