Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ መሰረት ኣታዊ መንግስቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ንምሽፋንን ዝተረጋገዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምርግጋፅን…
ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተመሓይሹ-ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣዴሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ምምሕያሹ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብርሃኑ ኣዴሎ ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፥ ኣብ ላዕለዋይ ሓለዋ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ዑደት ገይሮም።
ኮሚሽነር ብርሃኑ…
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፍልሰት ንምቁፅፃር ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ብተፈጥሮ ይኹን ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት ዘጋጥም ፍልሰት ንምፅናዕን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኔትዎርክ ሓለዋ ቀጣናዊ ከባቢ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 700 ዜጋታት ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ውሽጢ ዝነበሩ 700 ሰባት ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ኢሉ፡፡
ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ሎሚ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝበልዎ÷ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…
ሰልጠንቲ ሰመር ካምፕ ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስን ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነት (ኢንሳ) ኣብ ሰመር ካምፕ ስልጠና ዝወስዱ ሰገናት ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም።
ሰልጠና ምርካቦም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፤ ብዝረኸብዎ ስልጠና መጥቃዕቲ…
ሕማም ኤም ፖክስ ከይዛመት ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሕማም ኤም ፖክስ (Mpox) ከይዛመት ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡
እተን ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዘበለኦ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምምሕዳር ከተማ ሞያሌ ብሕማም ኤም ፖክስ ካብ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት 46 ዊልቼራት ንጉዱኣት ኣካል ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝነብሩ ጉዱኣት ኣካል ንዝተቃልዑ ቆልዑን ዓበይትን 46 ዊልቼራት ኣበርኪቱ።
እቲ ደገፍ ጉድኣት ንዝገጠሞም ካብ ገዛ ወፂኦም ንምንቅስቓስ ይኹን ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸዱ ዘይኽእሉ ፀገም…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኢዮቤልዩ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ ኢንስቲትዩት ካብ መሬት ክሳብ ህዋ ዘለው መረዳእታታት ብምትንታን ስራሕቲ ምርምር ዘካይድ ትካል ምዃኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ስርዓት ፍትሐ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምውዳድ ኣፈፀምቲ ትካላት እቲ ዓውዲ ወሳኒ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ስርዓት ፍትሐ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምውዳድ ኣፈፀምቲ ትካላት እቲ ዓውዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም።
መበል 19 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነሮች ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልልን "ኣቢያተ ህንፀት…