Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፔይትሮ ሳሊኒ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዌብልድ ግሩፕ(Webuild Group) ፔይትሮ ሳሊኒ ኣብ ሮም ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ፔይትሮ ሳሊኒ ይሳተፈሎም…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 628 ሺሕን 463 ህፃናት ተበፃሒ ንምግባር ዝዓለመ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ተጀሚሩ፡፡
ን10 መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕድሚኦም ካብ 9 ወርሒ ክሳብ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ከምዝወሃብን…
ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን እናካየደት ምዃና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ገሊፆም።
መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካን ሓፈሻዊ ኣኼባን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት ዕዳጋ ኢንሹራንስ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት ዕዳጋ ኢንሹራንስ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ገሊፆም፡፡
መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስን ሓፈሻዊ ኣኼባን ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ…
ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ሓርበኝነት እዩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ዓወት ሓርበኝነት ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ገሊፁ፡፡
ህንፀት ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ስግኣትን ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ምንቅስቓስ ስትራቴጂክ ማዕቀፍ ትግበራ ንፌዴራል፣…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጣልያን ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሮም ጣሊያን ኣትዮም።
ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጂዮርጂያ ሜሎኒ ከምዝዛተዮ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
ጉድለታት ፈፀምቲን ነጋዶን ብምትሕብባር ንምእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ተረዳዲእና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሓድሓደ ፈፀምቲን ነጋዶን ዝረኣዩ ጉድለታት ሰነ ምግባር ብምትሕብባር ንእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ምርድዳእ ምብፅሑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ…
ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ኣዲስ ኣባበባ ብዓቕሚ ሰብን ዘመኑ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ኣዳነ ኣቤቤ ገሊፀን።
መዓልቲ ሓደጋን ሓዊን “ካብ ሓደጋ ስግኣት ዝተሓለወ ልምዓት ከተማ ዝኽፈል…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም።
እቲ ዑደት ቅርሲ ኣብ ምሕላው ባህላዊን ዓለም ለኸ ዋጋ ዘመላኸተን ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ትምህርቲ ዝሃበ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣፍሪካ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ምጥንኻር
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብኹሉ መዳይ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ገሊፆም።
ነበር ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ናይ ሕዚ ሕብረት ኣፍሪካ…