Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

“ፅኑዕ መሰረት ብርትዕቲ ሃገር”

ብደምን ኣዕፅምቲን ኣያታትና ፀኒዓ ዝነበረት ሃገርና ብልዑል ብርኪ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትቅፅል ኣብ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ ንርከብ። በቢእዋኑ ዘጋጠሙ ፈተናታት ብፅንዓት ምሕላፍ ሓዱሽ ታሪክ ዝሰርሑ ናይ ጀጋኑ ሃገር ፤ ኢትዮጵያ ። በቢታሪኩ ዝፍፀሙ ዓወታት ድማ በዓል ቤት እንትህልው ኢትዮጵያዊ…

ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትም ንሰራሕተኛታቱ ብጡረታ ንዝተሰናበቱ ኣባላቱ መኣድ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትም ንሰራሕተኛታቱ ብጡረታ ንዝተሰናበቱ ኣባላቱ መኣድ ኣካፊሉ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዘመልከቶ፤ 2 ጳጉሜን 2017 ዓ.ም ዝኽበር መዓልቲ ህብርን ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት…

1 ጳጉሜን 1 ሃገርና ናብ ብልፅግና ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ክኸውን ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ጳጉሜን ኢትዮጵያውያን ብቖራፅነትን ሓድነትን ሃገርና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምዕባለ ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ዕለት ክኸውን ኢ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ንምኽባር ሚኒስቴር…

ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘጠናኽር ቱሪዝም …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱሪዝም መስክ የህዝብ ለህዝብ ዲፕሎማሲን ብምጥንኻር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘጠናኽር ኢሎም ምሁራን እቲ ዓውዲ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ቱሪዝምን ሆቴል ማኔጅመንትን ሄኖክ በቀለ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…

ፀጋ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዕዙዝ ግደ ዘለዎ ኪን-ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ጉዕዞ ጥበብን ባህሊን ኪን-ኢትዮጵያ ፀጋ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢሎም። ኣብ ሩሲያ ዝግበር ካልኣይ ጉዕዞ ኪን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…

ኢትዮ ቴሌኮም ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዶም። እቲ ትካል፥ ማሕበራዊ ግብኡ ንምውፃእ ኢሉ ‘ውን ምስ ዓማዊል ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ንምቕባል ዓሊሙ ነቲ መርሃ ግብሪ ከምዘካየዶ ተገሊፁ። ብመሰረት…

ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክህትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክህሎትን (ኣይኤስኦ 9001-2015) ኣመራርሓ ፅርየት ብምፍፃም ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበ እንትኾ፤…

ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ…

ኢትዮጵያ ምስ ዘበን ዝዘመኑ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከዘመን ምስ ዘበን ዝዘመኑ ኣብ ሕገ መንግስታዊ ክብሪታት ዝተመስረቱ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኣመራርሓ…

ትካላት ፀፅታ ሰላም ምፅናዕ ቀንዲ ልኡኽቶኦም ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀንዲ ልኡኽቶ ትካላት ፀፅታ ፌዴሪኢ ኣብ መላእ ሃገር ሰላም ምፅናዕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ጠመተ ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ…