Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝተሳተፉ ተዋሳእቲ ሰሙን ኣፍልጦ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻልን መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ብመሃብ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱሰብ ሞያ ጥዕናን ሰራጥተኛታት ክንክንን ሰሙን ኣፍልጦን ምስጋናን ከምዝካየድ ሚኒስትር ጥዕና ገሊፁ።
እቲ ሰሙን ኣፍልጦ ካብ 11 ክሳብ 17 ሓምለ 2013 ዓ.ም…
ኒውዮርክ ታይምስን ኣሶሼትድ ፕሬስን ህወሓት ህፃናት ኣብ ውትድርና ምጥቃሙ ንኢዶም ምፅብፃቦም ዘሕዝን ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኒውዮርክ ታይምስን ኣሶሼትድ ፕሬስን ህወሓት ህፃናት ኣብ ውትድርና ምጥቃሙ ንኢዶም ምፅብፃቦም ዘሕዝን ከምዝኾነ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።
ቢለኔ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፀን ኣብ ዝፀሓፈኦ…
ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዕድጊት መሳርሒ መመርመሪ ሞባይል ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምርመራ ፍሮንሲክ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ንምግባር ዝሕግዝ ዕድጊት መሳርሒ መመርመሪ ሞባይል (celebrate Machine) ፈፂሙ።
እቲ ካብ እስራኤል ዝተዓደገ መመርመሪ መሳርሒ፥ 110 ሺሕ 600 ዶላር ወፃኢ…
መንግስቲ እቲ ቀጠና ለቒቑ ዝወፅአ ንህዝቢ ዕረፍቲን ሰላምን ዕድል ንመሃብ ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እቲ ቀጠና ለቒቑ ዝወፅአ ንህዝቢ ዕረፍቲን ሰላምን ዕድል ንመሃብ እምበር ናይ ቆንፂ ቀጠና ንምቕያር ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
ኣብ ቀረባ ዕዋን ዘበናዊ ስርዓት ዕድጊት መኣድን ምክያድ ከምዝጅመር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ ዕዋን ዘበናዊ ስርዓት ዕድጊት መኣድን ምክያድ ከምዝጅመር ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፍርያታት መዓድን ናብ ዘበናዊ ስርዓት ዕድጊት ንምእታው፥ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ዝተፈራረሙዎ ሰነድ ስምምዕነት መሰረት…
ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ መደቀሲ ክዳውንቲ ብሃገዝ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 525 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናይ መደቀሲ ክዳውንቲ ብሃገዝ ኣበርኪቱ።
ኣብ ስነ-ስርዓት ርኽክብ እቲ ሓገዝ፥ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦረዲን በድሪን ሓላፊ ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል ኣይተ…
ኣና ጎሜዝ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክስለፉ ምግባሩ ዘሕዝን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንነዊሕ ዓመታት ብባልነት ዘገልገላ ኣና ጎሜዝ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክስለፉ ምግባሩ ዘሕዝን ተግባር ከምዝኾነ ገሊፀን።
እተን ነበር ኣባል ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፀን ክዝገለፀኦ፥ ኣብ…
ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኦሮሚያን ሲዳማን ወፍሪ ናብ ዝካየደሉ ከባቢ ኣቕኒዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኦሮሚያን ሲዳማን ወፍሪ ናብ ዝካየደሉ ከባቢ ኣቕኒዖም።
ብምዃኑ ፍሉይ ሓይሊ ክል ሲዳማ ኣብቲ ቦታ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡
ሰላም ሃገር ንምሕላው ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ እውን ቅድም ናብቲ ቀጠና ምብፅሑ ይፍለጥ፡፡…
ንዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ተሳሊጡ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፣ ተደራደርቲ ግድብ ህዳሰን ካልኦት ሰብ ሞያን ተረኺቦም፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ…
ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዘተኣማምን ቅመና ከምዝርከቡ ብርጋዴር ጄኔራል አለማየሁ ወልዴ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ፖሊስ ፌዴራልን ሳላም እቲ ዞባን ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ኣብ ዘተኣማምን ቅመና ከምዝርከቡ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምዕራብን ኣባል ዝተዋደደ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከልን ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ ገሊፆም።
ከም ገለፃ…