Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ  ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ። እዚ ማለት ብዝረኸብዎ መቐመጢ ልክዕ እንትኸውን ብመሰረት እዚ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና 22፣ ውልቀ ተወዳዳሪ 1 ዓፋር ብልፅግና 6 ኣምሓራ ብልፅግና 114፣ ኣብን…

ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣብ 10 ክልልት ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና ስዒሩ። ዝሰዓሮ ቁፅሪ መቐመጢ 138 ኣብ ዓፋር 17 ክልላት ምርጫ፣ ኣርጎባ ህዝብ ዲሞክራሲያዊ…

እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ  ነይሩዎም-ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣይተ ውብሸት ኣየለ ከይዲን ውፅኢትን ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ከምዝነበሮም ገልፆም። ፅዕንቶ ኮቪድ ከይዲ…

ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም። በውልቀ ዝተወዳደሩ ኣይተ ኣለሳ መንገሻ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ትምህርቲ ዝተወሰደሉን ገለልተኝነት እቲ ቦርድ ንምርግጋፅ ዝተሰርሐሉን ኢዩ ኢሎም። እቲ ምርጫ ኣሳታፊ…

ዓባይን ብዙሕ ፅባቐ ዘለዋን ኢትዮጵያ ንምግልጋል ዝተፈላለዩ ፈተናታት ሓሊፍና ኢና-ወይዘሪት ብርቱካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ ምርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ ልምደን ዘካፈላ ኣካቢት ብሄራዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲን ንኹሉ ዘሳተፍ ምርጫን ንምክያድ ዝትግበሩ ስራሕቲ ውሕመ ይንእድ-ሞሪን ኣቺንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) መደረ ዝገበራ ሞሪን ኣቺንግ፥ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ ምርጫ ዝተፈላለዩ ደገፋት እንትግበር ከምዝፀንሐ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ከይዲ ምርጫ አንትከታተል ከምዝፀንሐ ሓቢረን። እቲ ምርጫ ሙሉእ…

ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ መርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ኣብ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ዝርገሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ልቓሕ ብነዊሕ እዋን ዝኽፈል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌከትሪክ ብምትእስሳር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዝቐረበላ ክሲ ረቲዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ICL (Israel Chemical Limited) ዝተብሃለ ኩባኒያ መውፅኢ መኣደን ፖታሽ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዘቕረበላ ክሲ ከምዝረትዐት ተገሊፁ። ሚኒስቴር መኣድንን ነዳድን ከምዝበሎ፥ እቲ ኩባኒያ ናይ 300 ሚሊየን ዶላር ክሲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ሪፐብሊክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ሪፐብሊክ ኣይዘንሀወር መሰካካ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያን ማላዊን ታሪካዊን ዲፕሎማሲያዊን ርከብ ከምዘለወን ኣዘኻኺሮም። ኣብ…