Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ እዚ ንሕና ንመከላከያ ክንገብሮ ካብ ዝግበአና እቲ ዝነኣሰ ኢዩ ኢሎም። ብተወሳኺ ቅድመ ሐዚ ናይ ሓደ…

ኣብ 2013 ዓ.ም ንህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ነህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ። ናይቲ ግድብ ህንፀት ህዝባዊ ተሳትፎ መተሓባበሪ ብሔራዊ ቤት ፅሕፈት ምክር ቤት ከምዝበሎ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ዝተገበረ ደገፍ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተገበሩ እቲ ዝዓበየ ኢዩ።…

ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መከላከያ ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኮርፖሬሽን ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ሜጀር ጄኔራል ኣሕመድ ሃምዛ፥ እቲ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሕብረት…

ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ እዚ ወታደራዊ  ቤት ፍርዲ ናይቲ እዚ ናይ ሰራዊት አባላት ኮይኖም ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ሂቡ። እቶም ኣባላት ሰራዊት ንሕገ-መንግስቲን ንሃገሮምን ዝኣተውዎ ቃል ኪዳን…

ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ኣብ ከተማ ጀንካ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ናይ ኩሎም ክልላትን ካብ ኩሎም ምምሕዳራት ከተማ ዝተመረፁ ሆስፒታላትን፣ ናይ ደቡብ ኦሞ ዞባ ሰብ ሞያ ጥዕና ተሳቲፎም።…

ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉራጌ ዞባ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድገፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ነበትሪ እቲ ዞባ እቶም ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰባት ዘብፅሕዎ ዘለዉ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።…

ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክብ ኩሎም ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ። እቲ ዘተ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ…

ኣብ ነገሌ ከተማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

 ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ጉጂ ነበርቲ ነገሌ ከተማን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘካይዶ ዘሎ ጭፍጨፋ ኣይንዕገስን፤ ቀሬን ቄሮን ናይ ሃገር ዋልታ ኢዮም” ዝብሉን ወዘተን መፈክራት…

ኣምባሳደር ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትየጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ መህመት ይልማዝ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር አብዱልፈታህ ብዛዕባ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝመልከት…

ህወሓት ኣብ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ናይ ንግዲ ባንኪ ቅርንጫፍ ዘርፉ ናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ቀቲሉ ከምዝኸደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ናይ ንግዲ ባንኪ ቅርንጫፍ ዘርፉ ናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ቀቲሉ ከምዝኸደ ናይቲ ቅርንጫፉ ስራሕ መካየዲ ኣይተ ኣለምነው ስዩም ገሊፆም። ናይቲ ቅርንጫፉ ስራሕ መካየዲ ኣይተ ኣለምነው ስዩም ከምዝበልዎ፥ እቲ ግብረ…