Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኤክስፖ ዱባይ 2020 1 ጥቅምቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ ተናዊሑ ዝነበረ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፕውያን 1 ጥቅምቲ 2021 ክጅምር ኢዩ።
እቲ ኤክስፖ ብዝተፈላለየ መልክዑ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ኣብቲ ኤክስፖ ንኢትዮጵያ ዝገልፁ…
ህፃናት ናብ ኩይናት እናተሳወሩ ኣብ ሞት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሸባሪ መጥቀሚ ክኸውን ኣይግባእን-ምርኮኛታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ዘይፈልጡ ህፃናት ናብ ኩይናት እናተሳወሩ ኣብ ሞት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሸባሪ መጥቀሚ ክኸውን ኣይግባእን ክብሉ ምርኮኛታት እቲ ኣሸባሪ ህወሓት ገሊፆም።
ካልአይ መምበረ ኣብ ፈንቲ - ረሱ ግንባር ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ቆሲሉ ዝተማረኸ…
ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ክትትል ሕክምና እናገበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዱብቲ ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ካፍቲ ቦታ ፀብፂቡ።
ንፁሃን ዜጋታት ካብ ከቢድ ክሳብ ቀሊል ጉድኣት በፂሑዎም ከምዝመፅኡ…
ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ኮኒኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ቃሊ ኩማ ኣብ ዝተብሃለ ጥዕና ጣቢያ ኣፅሊሎም ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዘካየዶ ጨፍጫፍ ኮኒኑ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ሕጊ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ደረጀ ተግይበሉ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…
ኣብ ዓፋር ልዕሊ 200 ንፁሃን ዜጋታት ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ከምዘተሓሳሰቦ ዩኒሴፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ክልል ዓፋር ጥዕና ጣቢያን ቤት ትምህርቲን ኣፅሊሎም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 100 ህፃናት ሓዊሱ ልዕሊ 200 ዜጋታት ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ፡፡
ህይወት ሰባት ካብ ምትፍኡ ብተወሳኺ ንዝመዛበሉ ሰባት ክውዕል…
ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ለጊሶም።
ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡
ዋና ፀሓፊ እቲ ቤት…
ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኃል ንመሃብ ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኃል ንመሃብ ወሲኖም።
ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ዕዮ እቲ በዓል መዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ፥ ንህልውና ሃገር ኣብ ዝግበር ወፍሪ…
ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ክሽየጡ ዝነበሩ ሸጓጉጢን ዝተፈላለዩ ጠያይቲን ምስ ተጠርጠርቶም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ክሽየጡ ዝነበሩ ሸጓጉጢን ዝተፈላለዩ ጠያይቲን ምስ ተጠርጠርቶም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣገልግሎት ብምውዳድ ብመሰረት ካብ ሕብረተሰብ ዝተውሃበ ሓበሬታ ብምጥቃም ብዝገበርዎ ክትትል፥…
ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ይግበር ከምዘሎ ኤጀንሲ ምግብና ተምሃሮ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ አቶ ኢሳያስ ምህረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷…
ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንመሃብ ቃል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ሚኒሰስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንመሃብ ቃል ኣቲዮም።
ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ሚኒሰስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ኮሚሽን ልምዓት መስኖን ኮሚሽን…