Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ናይ ፌዴራል ፖሊስ ገበን ምክልኻል ዘርፊ ዲፕሎማቲክ ሓለዋ ዲቪዥን ኣፍልጦ ተዋሂቡ።
ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ፀረ ሸብርን ዝተወደቡ ገበነኛታት ቁፅፅርን ኮማንደር በላይ ከበደ፥…
ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 6 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተተኸሉ ፈልሲታት ፍራምረ ብበዝሒ ከምዝተተኸሉ ዳይሬክተር…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም።
እቲ ብቴሌፎን ዝተኻየደ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን ቀጠናዊ ዛዕባታትን ትኩረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ።
ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን፥…
ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣፅዋር ኩይናት የጎዓዕዝ ኣሎ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ. ናብ ትግራይ ዝግበር በረራ ከምዝተቛረፁ…
ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ሃረሪ ክልል ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ፣ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ አብደላ ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት …
ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።
ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምቕራብ ከምዝዝተየሉ ካብ…
ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም።
ተግባር ምፍራስ ሃገር ኣሸባሪ ህወሓት ንምክልኻልን ንምምካንን ንሃገረይ ክወፍር ኢየ ብምባል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ዝወሰኑ መናእሰይ ድሬዳዋ ኢዮም…
ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ኣብ ምሕበራዊ ሚዲየኦም ሓዱሽ ታሪክ ተፃሒፉ ክብሉ ገሊፆም።
ዲያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ብዝገብሮ ዘሎ ደገፍ አመስጊኖም።…
ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም።
ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምብእታን ዝኸፈቶ ኩይናት ንምምካትን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላውን ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል…