Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 476 መኮንናት ፖሊስ ኣመሪቑ።
እተ ሰልጠንቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ-ገበንን ገበን ፍትሕን፣ ነርሲንግ ከምኡውን ፖሊስ መኮንንነት ዓውዲታት ትምህርቲ ዝሰልጠኑ ኢዮም።
እቲ…
ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር እድሪስ ንበዓል ዒድ ዓረፋ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር እድሪስ ንበዓል ዒድ ዓረፋ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቲ በዓል ኣብ ማሕበረሰብ ሙስሊም ዓብዪ በዓል ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እቲ በዓል እንትኽበር…
ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃሮአን ሎሚ መዓልቲ የመርቓ ኣለዋ።
ዩኒቨርሲቲየ ኣሶሳ፣ባሕር ዳር ፣ ወልድያ፣ ኢትዮጵያ ሲቪል ሰርቪስን ወልቂጤን በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠነኦም ተምሃረአን ኢየን ኣመሪቐን።
እቶም ተመረቕቲ ብስሩዕ፣ ርሕቐትን…
ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ- ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ ከብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራቲክ ፓርቲ ትግራይን ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰን ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ…
ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ- ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም።
ዩንቨርስቲ ኣሶሳ በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 237 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ኣብቲ…
‹‹ኣምኒስቲ ኢንትርናሽናል ናይ ባዕለይ ፎቶግራፍ ንዝተስሓተ ሓበሬታ ተጠቒሞምሉ›› -ፎቶ ግራፈር ኣማኑኤል ስለሺ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወለድቲ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ንምውንጃል ዝተጠቐመሉ ፎቶ ሓሰተኛ ምዃኑ ተጋሊፁ።
ናይ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ጋዜጠኛ ፎቶግራፍ ዝኾነ ኣማኑኤል ስለሺ ኣብ ትውተር ገፁ ከምዝገለፆ፤ ሻድሻይ…
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ የካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ የካየድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ መጠቓለሊ ፀብፃብ እቲ በጀት ዓመት ዝምልከት ክዝቲ ኢዩ።
ፀብፃብ ኦዲት እቲ ምምሕዳር እውን ናብቲ ቤት ምኽሪ ከምዝቐርብን…
ንኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ።
ኣብቲ ምፍናው መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡመድ ኡጁሉን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር አይተ ቴንኩዌይ ጆክንን ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽን ሓለፍቲ ስራሕ…
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስን እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣዲስ ኣለም እንቻለው እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡
ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ…
መንግስቲን ህዝቢን ክልል ሶማሌ ሉኣላዊነትን ናፅነትን ሃገር ንምኽባር ዝኽፈል መስዋእትነት ንደሓር ኢሉ ኣይፈልጥን – መንግስቲ ክልል ሶማሌ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ሶማሌ ሉኣላዊነትን ናፅነትን ሃገር ንምኽባር ዝኽፈል መስዋእትነት ንደሓር ኢሉ ከምዘይፈልጥ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ ክልላዊ መንግስቲ ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲን…