Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም።
በውልቀ ዝተወዳደሩ ኣይተ ኣለሳ መንገሻ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ትምህርቲ ዝተወሰደሉን ገለልተኝነት እቲ ቦርድ ንምርግጋፅ ዝተሰርሐሉን ኢዩ ኢሎም።
እቲ ምርጫ ኣሳታፊ…
ዓባይን ብዙሕ ፅባቐ ዘለዋን ኢትዮጵያ ንምግልጋል ዝተፈላለዩ ፈተናታት ሓሊፍና ኢና-ወይዘሪት ብርቱካን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ ምርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ ልምደን ዘካፈላ ኣካቢት ብሄራዊ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲን ንኹሉ ዘሳተፍ ምርጫን ንምክያድ ዝትግበሩ ስራሕቲ ውሕመ ይንእድ-ሞሪን ኣቺንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) መደረ ዝገበራ ሞሪን ኣቺንግ፥ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ ምርጫ ዝተፈላለዩ ደገፋት እንትግበር ከምዝፀንሐ ገሊፀን።
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ከይዲ ምርጫ አንትከታተል ከምዝፀንሐ ሓቢረን።
እቲ ምርጫ ሙሉእ…
ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ መርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ኣብ…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ዝርገሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።
እቲ ልቓሕ ብነዊሕ እዋን ዝኽፈል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌከትሪክ ብምትእስሳር…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዝቐረበላ ክሲ ረቲዓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ICL (Israel Chemical Limited) ዝተብሃለ ኩባኒያ መውፅኢ መኣደን ፖታሽ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዘቕረበላ ክሲ ከምዝረትዐት ተገሊፁ።
ሚኒስቴር መኣድንን ነዳድን ከምዝበሎ፥ እቲ ኩባኒያ ናይ 300 ሚሊየን ዶላር ክሲ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ሪፐብሊክ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ሪፐብሊክ ኣይዘንሀወር መሰካካ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያን ማላዊን ታሪካዊን ዲፕሎማሲያዊን ርከብ ከምዘለወን ኣዘኻኺሮም።
ኣብ…
ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስዋእቲ ብምኽፋል ንህልውና ሃገር ነዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ዝኸውን 2 ቢሊየን በር ንምትኽካብ ቃል ምእታዉ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት…
2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…