Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻልን ግድብ ህዳሰን ትፅቢት ዝግበረሎም ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻልን ግድብ ህዳሰን ትፅቢት ዝግበረሎም ሓገዝ ከምዘበርክቱ ገሊፆም።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ምስ ሰብ ሃፍቲ መድረኽ ዘተ እናካየደ ይርከብ፡፡
ኣብቲ…
60 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)60 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ሊባኖስ ብምዝርራብ ሰነድ ኣልባን ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ እናገበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡
ኣብ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ብር እናሕተሙ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ናይ ሕሶት ብር እናሕተሙ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ኣብቲ ክፍለ ከተማ ናይ ሕሶት ብር ብምሕታም ኣብ ኢኮኖሚ፣…
ቅድሚ 250 ዓመት ዝተሓተመ መፅሓፍ ቅዱስ ቅዳሕ ንሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምሌ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 250 ዓመት ዝተሓተመ መፅሓፍ ቅዱስ ቅዳሕ ንሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ተበርኪቱ።
ቅዳሕ ኪንግ ጀምስ ተባሂሉ ብብርኪ ዓለም ካብ ዝፍለጥ ዝፀንሑ ሙሉእ እንግሊዝኛ ቅዳሓት ፍልፍላት መፅሓፍ ቅዱስ ሓደ ዝኾነ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፕያውያን 1789…
ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሜክሲኮ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሜክሲኮ ማርሴሎ ኢብራርድ ተዛቲዮም።
ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ናይ መትሕብባር ዓውዲ ብምስፋሕ ርክበን ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምቕፃል ከምዝግባእ…
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንክረአ ድጋፉ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንክረአ ድጋፉ ገሊፁ።
ግብፂ ንመከራኸሪ ዝኸውን ዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ኣቕሪባ።
መከራኸሪ ኢትዮጵያ፥ ፍትሓዊ ተጠቃሚነትን ባሓባር ምልማዕን መሰረት ዝገበረ ኢዩ።
ኣብ ቤት…
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ኣኼባ ዝቃወም ደብዳበ ሎሚ ምሸት ንውሕመ ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ኣኼባ ዝቃወም ደብዳበ ሎሚ ምሸት ንውሕመ ክወሃብ ኢዩ።
ብምኽኒያት ግብፅን ሱዳንን ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረብኡ ሕቶ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ክሊ ግድብ ህድሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ኣኼባ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምትእስሳር ቁጠባዊ ሃፍቲ ዘባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምጥንኻር ንሰላም ዘለዎ ዋጋ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምትእስሳር ቁጠባዊ ሃፍቲ ዘባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምጥንኻር ንሰላም ዘለዎ ዋጋ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ነበር ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ጂኦ ፖለቲካ ሩባ ኣባይ…
ኣብዚ ዓመት ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ፈልሲታት ክትከል ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ፈልሲታት ከምዝትከል ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ።
ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲታት እናተተኸለ ከምዝርከብ ዝገለፁ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ሳኒ ረዲ፥ እቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ…
መረፃ ዕዉት ምዃኑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወቐሳ ዘቕርቡ ኣካላት ዝተሰሓሓቱ ምዃኖም ዘረጋገፀ ኢዩ – ላውረንስ ፍሪማን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ምዃኑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወቐሳ ዘቕርቡ ኣካላት ዝተሰሓሓቱ ምዃኖም ዘረጋገፀ ከምዝኾነ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ላውረንስ ፍሪማን ገሊፆም።
ልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ፖሊሲታት ልምዓት ኣፍሪካ ተሳትፎ ዘለዎም…