Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂቦም፡፡
ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ሚኒስቴሩ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ስራሕ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚረን።
እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ህዝቢ እናሓተተን ቅርታ እናቕረበን ዝነበረ ዘፈር ኣገልግሎት ንምዝማን ትኹረት ሂቡ…
ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡
7ይ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ተኻይዱ፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፤…
ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ ክህልዋ ትፅቢት ይግበር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ መህላው ሓላፍነታ ከምዝኾነ ዘይተርፍ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ “ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ” ዝተብሃለ ሚዲያ ፓን ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ኣብ…
ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን።
ናይቲ ምድላው ምዝዛመን መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕዳጋን ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ያስሚን…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡሉ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣካይዱ።
ኣብቲ ጉባኤ ቀዋሚ ኮሚቴ ክትትል ኣፈፃፅማ…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን ብምዃን ኣብ ወሰን ወሓዚ ሩባን ስራሕቲ…
ስርዓት ቁፅፅር መረዳእታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገለፅነትን ተሓታትነትን ንምንጋስ ዘኽእል ስርዓት ቁፅፅር ሓበሬታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ብምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ሃገራዊ ኢኒሼቲቭ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ፓርላማ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ነዚ ዕለት ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ዘትኡ ኣብ ምስላጥ ይርከብ።
ዳይሬክተር ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ቤት ፅሕፈት…
ባሕር ዳር ብሓበራዊ ፃዕሪ ጥንኩራት ኣመራርሓን ነበርቲን እናወቀበትን እናደመቐትን ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባሕር ዳር ከም ወጋሕታ መስከረም ፅባቐ፣ ተስፋን ልምዓትን ኮይኑሎም ተመልኪትና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
ማይ ምስ ፅባቐን ህድኣትን፤ መልክዓ ምድሪ ምስ ልሙዕነቱ፤ ልምላመ ምስ ንፅህና ዝተዓደለት መልክት ፅባቐ ባህር ዳር…