Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንነ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ሰልፊ መንገስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮም ተግባራት ዝድግፍ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ኣበ ጎድኒ ኢትዮጵያ…

ዜጋታት ዝኾነ ይኹን ዘጠራጥር ነገር አንትዕዘቡ ብመስመር ስልኪ 910 ሓበሬታ ንኽህቡ ፃዊዕት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዝኾነ ይኹን ንሰላምን ምርግጋእን ሃገርን ህዝቢን ዕንቅፋት ዝኾነ ከምኡ እውን ምስ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስግኣት ድሕንነት ክፈጥሩ ዝኽእሉ ዘጠራጥሩ ነገራት አንትዕዘቡ ብመስመር ስልኪ 910 ብምድዋል ሓበሬታ ንኽህቡ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ምስ ማሕበር ጎጆ ብሪጅ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ምስ ማሕበር ጎጆ ብሪጅ  ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ዝተትሓዘ ትልሚ ንምትግባር ብዝብል ሓቢሩ ንምስራሕ ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ።…

337 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…

ዩኒቨርሲቲታት ምትእስሳር ምርምርን ኢንዱስትሪን ተግባራተን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጎደና ጎድኒ ምምሃር ምስትምሃር ዝሰርሐኦም ተግባራት ምትእስሳር ምርምርን ኢንዱስትሪን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓት ምርምርን ምፍላጥን፤ ምትእስሳር…

ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተበፃሕነት ላዕለዎት ትካላት ትምህር ክብ ንምባል ዓሊሙ በ350 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመለስ ኣብዲሳ መሪቐምዎ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ቦሩ ጠቼ፥ ዩንቨርስቲ…

ኮቪድ-19 ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዕሊ 2 ሚሊየን 764 ሺሕን ምርመራ ላብራቶሪ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ልዕሊ 2 ሚሊየን 764 ሺሕን ምርመራ ላብራቶሪ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ትኹረቱ ኣብ ኮቪድ-19 ዝገበረ ሃገር ለኸ ጉባኤ…

ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ኣብ ዞባ ወላይታ ብ2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ ወይቦ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ 13 ጣቢያታት…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ኡስማን ኣብቲ ክልል ብልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝተሃንፀ ባንኪ ደም መሪቖም። ኣብቲ ክልል ሓደ ባንኪ ደም ጥራሕ ዝነበረ እንትኸወነ፥ ድሕሪ ለውጢ ሰለስተ በምውሳኽ ናብ ኣርባዕተ ከብ ከምዝበለ ምክትል…

ኣብ ልዕሊ 95 ዑጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባታት ጉጂን ቦረናን ብዝተገበረ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ 95 ዑጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ብዝተገበረ ወፍሪ 95 ዑጡቓት ሸኔ እንትድምሰሱ፥ ብዙሓት ከምዝቐሰሉ ተሓቢሩ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ዕጡቓት እናተጠቐሙሎም…