Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ግደ መናእሰይ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ግደ መናእሰይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከምኡ እውን ከተማታት ይካየድ ኣሎ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምኡ…

ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተፃረየ ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ምእታው ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን፡፡ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ጉባኤ መበል ራብዓይ ስራሕ ዘመን ኣብ ክልል…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 6 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝነብራን ተወላዲት ወረዳ ብዘት ብዝኾናን ወይዘሮ ኤልሳቤጥ ተፈራ ብልዕሊ 6 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓደቅነይ ተመሪቑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ልምዓት ወረዳ ብዘት መምህር ሄኖክ…

ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ እጃሙ ንከበርክት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስትን ትካላትን እጃሙ ንከበርክት ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ “መሪሕ ያታ ንምህናፅ ውፅኢታዊ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኮሙኒኬሽንን ኣመራርሓታት ሚዲያን ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ…

ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ፊቼ ጫምባላላ 19 መዓቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ሶሬሳ ጉዱማሌ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ሲዳማ ጃጎ ኣገኘሁ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል ኣብ…

ኣብ ፋብሪካ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ረፋድ ኣብ ፋብሪካ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ብርብርብ ሓይሊ ሰብን መሽነሪታትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ።…

ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ እቲ ጎስጓስ  ኣብ ዓውዲ…

ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።   እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…