Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡ በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ…

ኣመራርሓ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ኣመራርሓ ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ኣጀንዳታት ምንቅስቓስ ብዝምልከት…

ሰብ ሞያታት መራከብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ቦታታት ቱሪስት ዑደት ይገብሩ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተፈላለዩ መራከብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ኣብ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ቦታታት ቱሪስት ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ እቶም ሰብ ሞያታት ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ባህላዊ መስሕባት ሓዊሱ ኣብ ዞባ ጉራጌ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ግቤ ሸለቆ ዑደት…

ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃፁ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብባሕሪ ይኹን ብምድሪ ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዘቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክባተ ወፃኢን ሰላምን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት…

ሓደገኛ ኬሚካላት ብጥንቃቐ ንምውጋድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ሓደገኛ ኬሚካላት ብግቡእን ብጥንቃቐን ንምውጋድ ብትኹረት ክዝስራሕ ኢዩ ኢሉ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ከምዝበለኦ÷ ሓደገኛ ኬሚካላት ናይ ኣገልግሎት ግዘኦም እብትሓልፍ…

ብዝተሰሓሓተ ያታ ዝተሸረሸሩ ባህሊታት ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምርድዳእብ ብምፍጣር ብዝተሰሓሓተ ያታ እናተሸረሸሩ ዝመፅኡ ባህሊታትን ክብሪታትን ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምትሕብባር "ወለንታ ንሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንመበል 13 ግዘ ብስልጠና…

መናእሰይ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንመንፅር ረብሓ ሃገር ክሪኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንመንፅር ረብሓ ሃገር ብምርኣይ ተሳትፎኦም ክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪበን፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተረኸባ ብብርኪ ከተማ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ተሳሊጡ።…

ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት ግልጋሎት ፋይናንስን ኢንሹራንስን ይቀርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንለውጢ ከባባ ኣየር ተቓላዕቲ ዝኾኑ ኣብ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶን ሰበኽ ሳግምን ዓቕሚ ፋይናንስ ብምዕባይ ምህርቶምን ኣፍራይነቶምን ንክውስኽ ደገፍ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብ ኣናእሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶት ተቃላዕነት ለውጢ…

ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…

ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቃላይ ጣና ንግልጋሎት መዘናግዕን መጓዓዝያን ንምሃብ ናብ ሃገር ዝኣተወት ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ በፂሓ። እታ ጀልባ ኣብ ከተማ ኣዳማ እንትትበፅሕ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ኣብ ኣደባባይ ብምውፃእ ኣቀባብላ ገይሮምላ፡፡ ሓይሊ…