Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግድብ ህዳሰ ተምሳሌት ምትሕብባር ኢትዮጵያውያን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክንተሓባበር እንተለና እንታይ ምዕዋት ከምእንኽእል ዘምሃረ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
እቲ ግድብ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ይሸጋገር ብምህላዉ ዜጋታት ዝገብርዎ ተሳትፎ…
ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መናእሰይ ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ክዋፅኡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣተሓሳሲበን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ጥዕና መናእሰይ ተረኺበን…
ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሃገራት ምስ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ንዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣመስጊኖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ጠንኪርካ ምስራሕን ኣብ ትግሃት ዝተመርኮዘ ጥንኩር…
ም/ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ዓበይቲ ፕሮጀክትታት ተረኺቦም ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ሓለፍቲ ኣብ…
ኣይተ ሽመልስ ብክላስተር ኣብ ዝተሓረሰ ሕርሻ መሬት ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሸሸመኔ ብክላስተር ኣብ ዝተሓረሰ ዝራእቲ ሕርሻ ምሸላ ባሕሪ ዑደት ገይሮም።
እቶም ብክላስተር እናሓረሱ ዝርከቡ ሓረስቶት ቅድሚ ሕዚ ብዝተበታተነ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 778 ሰባት እንትርከቡ 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 456 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 778 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 35…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 133 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ተግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 1 ሺሐን 553 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝገበሩ እንትኾኑ 133 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 38 ሺሕን 185…
ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ህይወቶም ንዝሓለፉ ሰብ ሞያ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ልዑል ተሳትፎ ዝነበሮም ኣብ ቐረባ እዋን ብመስዋእቲ ንዝተፈዩ ሰብ ሞያ ጥዕና፥ ዶ/ር ፒተር ባያንስ፣ ዶ/ር ፍስሃየ ኣለምሰገድን ዶ/ር በለጠ ኣሰፋን ዝምልከት ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
ኣብቲ…
ኣርቲስት ሃጫሉ እንትቕተል ምስኡ ዝነበረት ላምሮት ከማል ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)22 ሰነ 2012 ዓ.ም ምሸት ኣስታት 3 ሰዓት ኣብ ከባቢ ገላን ኮንዶሚኒየም ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ምስኡ ዝነበረት ላምሮት ከማል ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪባ።
መርማሪ ፖሊስ እታ ውልቀ ሰብ ምስ ቅትለት ኣርቲሰት ሃጫሉ ርክብ ኣለዋ…