Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሕውነት ህዝቢ ኣምሓራን ትግራይን ህወሓት ክንፅሎ ኣይኽእልን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ መዓልታት ዝተሳለጠ ኮንፈረንስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ትማሊ ኣማሲዩ ተዛዚሙ። ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ለውጢ ክልተ…

ኣብ ትግራይ ትማሊ 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ 586 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኦም 10 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ማለት ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዘይነበሮም፣ 4 ሰብ ሞያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 943 ሰባት እንትርከቡ 23 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 943 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ካብ ዝተፈላያ ትካላት ልዕሊ ብር 38 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ልዕሊ ብር 38 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓገዝ ኣበርኪቶም። ብመሰረት እዚ ባማኮን ኢንጂነሪንግ ኣብ መዓልቲ ን200 ሰባት ኣገልግሎት ክህባ ዝኸእላ 100 ማሽናት ኦክሲጂን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይሕጋዊ ወረራ መሬትን ህንፀት ኣባይቲን ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ወረራ መሬትን ህንፀት ኣባይቲን ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝተጀመረ ምክትልከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከነለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ምክትል ከንቲባ፥ ኣብታ…

ካርዲ ኤቲኤም ጎረቤት ብምስራቕ ልዕሊ ብር 580 ሺሕ ኣውፂኣ ኣብ ውልቀ ረብሓኣ ዘውዓለት ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ናይ ጎረረቤት ካርዲ ኤቲኤም ብምስራቕ ልዕሊ ብር 580 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር ኣብ ውልቀ ረብሓኣ ዘውዓለት ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ከምዝጀመረ መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ኣፍሊጡ። ውለቀ ተበዳሊት ወይዘሮ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መዛዘሚ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዛዘሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተሳለጠ ዝነበረ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም። ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ…

እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዳይና ይቀየረልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ናይ ክሲ መዘገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽቕየረሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ንዘቕረቡዎ ስምዕታ መርሚሩ ብይን ሂቡ። ብመሰረት እዚ እቲ ዝቐረበ ስምዕታ ብመረዳእታ…

ኣብ 24 ሰዓታት ተወሰኽቲ 584 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 881 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 584 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ  ገሊፆም

5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መዛዘሚ ሃገራዊ…