Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጥዕና ደቂ ኣዶታትዮን ህፃናትን ንምምሕያሽ ትኹረት ተገይሩ ይስራሕ ኣሎ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ምፍሳስ ደም ንምንታይ ኣዶ ትሙት ብዝብል መሪሕ ቃል ወርሒ ጥዑያት ኣዶታት ሎሚ መዓልቲ ምኽባር ጀሚሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 15 ግዘ ዝኽበር ዘሎ እቲ ወርሒ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ክኽበር ኢዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ…

ኣምባሳደር ትዝታ ኣለሙ ንማሕበረሰብ ንግዲ ህንዲ ኣብ ኢትየጵያ ዘለዉኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ኣምባሳደር ትዝታ ኣለሙ ንማሕበረሰብ ንግዲ ህንዲ ኣብ ኢትየጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ብትካል ኤክስፖርት ህንዲ ዝተዳለወን ድሕሪ ኮቪድ-19 ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- ኣይተ ጎሹ እንዳላማው ኣማኻሪ ርክብ ህዝቢ ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ደሳለኝ ኣስራደ ፍሉይ ኣማኻሪ ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ መስፍን…

ኣብ መረፃ ንምስታፍ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሑ ከምዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ብዙሓት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሑ ከምዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣመራርሓታት ፓርቲ ህዝባዊ ኣቢዮታዊ ኢትዮጵያ (ኢሃፓ)፣ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲያዊ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱ ፍርያት ናይ ምትካእ ሙሉእ ዓቕሚ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ብሙሉእ ዓቕሚ ናብ ስራሕ እንትኣትዉ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱ ፍርያት ናይ ምትካእ ሙሉእ ዓቕሚ ከምዘለዎም ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው ገሊፆም። ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን…

ስዊድን ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንድኪስት ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ መንግስቲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈራት ትምህርቲ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን፣ ህንፀት ሰላመን ከምኡ እውን ሓፈሻዊ…

ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያሽ መርሃ ግብሪ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ም/ቀ/ሚኒስትር ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ ስዒቡ ቅልጡፍ መርሃ ግብሪ መሊስካ ምጥያሽ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣብ ቀረባ እዋን ካብ…

ኣስከሬን ኣጊቱ ጉደታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነሽ ኣበቤን ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር አባይ ሓዊሱ ቤተሰባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ…

ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 616…