Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 476 ቢሊየን ብር ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ጉባኤኡ፥ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 476 ቢሊየን ብር ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡
እቲ መጠን ገንዘብ 2012 ዓ.ም ምስ ዝነበረ ዓመታዊ በጀት እንትነፃፀር ናይ 89 ቢሊየን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ትካላት ንግዲ ይኹኑ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን ውልቀን ናብ ስሩዕ ስረሖም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ኣናእሽተይን ዓበይቲን ትካላት ንግዲ ይኹኑ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን ውልቀን ካብ ትማሊ ጀሚሩ ናብ ስሩዕ ስረሖም ተመሊሶም።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ኣብ ዝገበሮ ትዕዝብቲ፥ እቶም ትካላት…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 6 ሺሕን 217 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 142 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 54 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ትካላት ንግዲን ቤት ዕዮታት ውልቀን መንግስቲን ናብ ንቡር ኩነታተን ተመሊሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዓበይቲን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ይኹና ቤት ዕዮታት ውልቀን መንግስቲን ሎሚ መዓልቲ ናብ ንቡር ኩነታተን ተመሊሰን።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝገበሮ ዳህሳስ ትካላት ይኹኑ ምንቅስቓስ…
ማይ ተበኪሉ እናተብሃለ ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይ ተበኪሉ እናተብሃለ ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ሓሙሽተ ማእኸላት መፃረዪ ማይ ብዝገበሮ ምርመራ ላቦራቶሪ ኩሎም ማእኸላት…
ንቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ስዒቡ ምስ ዝተልዓሉ ጎንፂታት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃሪ መርማሪ ጉጅለ ምርመራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተልዓሉ ጎንፂታት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃሪ መርማሪ ጉጅለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ምርመራ ከምዝጅምር ተገሊፁ።
ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዳይሬክተር ዝተወደቡን…
ኣብ መበገሲ ሰነድ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣተሓባባሪነት ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ እናተዳለወ ዝርከብ ሰነድ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መሪሕ ትልሚ ኣድሂቡ ዝሳጥ ዘሎ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ፥ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ን11 መዓልቲታት ዝሃየድ ምዃኑ…
ክልተ ሴናተራት ኣሜሪካ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘይሻራዊ ቅዋም ንኽትሕዝ ብደብዳበ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልተ ሴናተራት ኣሜሪካ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘይሻራዊ ቅዋም ንኽትሕዝ ብደብዳበ ሓቲቶም።
ሴናተር ኮሪ ቡከርን ሴናተር ክርስቶፎር ኩንስን ንሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን መኑሸን ኣብ ዝፃፉዎ ደብዳበ፥ ኣሜሪካ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ገበን ቅንፀላ ጀነራል ሰዓረን ሜ/ጀነራል ገዛኢን 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ገበን ቅንፀላ ጀነራል ሰዓረን ሜጀር ጀነራል ገዛኢን 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ከምዝጅመር ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ችሎት ገበን ፀረ ግብረራዕዲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ከምዝበሎ፥ ኣብ ልዕሊ ብቕትለት…
ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
እቲ ህንፀት መገዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ኣጀሚረምዎ።
እቲ መገዲ 20 ኪሎሜትሮ ዘለዎ…