Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀትን ፅገናን መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ ኢሉ፡፡
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰሎሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ፤ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…
ስብእና መናእሰይ ዝሃንፅ ስልጠና “ሰናይ ምግባር ንሕብረት” …
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘላቒ ሰላም ጋህዲ ንምግባር ኣብ መናእሰይ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡
ኣብ መበል 14 ዙር ስልጠና ‘ሰናይ ምግባር ንሕብረት’ ዝወሰዱ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣብ…
ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
እቲ ፎረም ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን÷ ኢትዮጵያ ምስ ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሲዲሲ ኣፍሪካን ፓን…
ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓ ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ በኬ ዶሀሴ-ፓሪስ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ጠሚጦም…
ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት…
ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዘፈር ዝርገሐ ማእኸላይ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡
እቲ ስምምነት፤ ኣመራርሓ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን (ኢ ዲ ኤፍ) ከቲሞምዎ፡፡…
ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኣብ ሰሜን እዚ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ሓዚኑ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኣብ ሰሜን እዚ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ሓዚኑ ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ መበል ሓምሻይ ዓመት ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንዝተፈፀመ…
ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ተወካሊ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚን ፈረንሳይ ኒኮላስ ፎሪሲየር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ምዕባይን…
24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ-ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣዛዚ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ።
ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰሜን እዚ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት፥ “ከይድገም፣ ፍፁም…
ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ተተካኢ ዳይሬክተር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጌዛ ስትራመርን ልኡኽ…