Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ረቂቕ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ለስተ ረቂቕ ሕጊታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ኮርቢቲ ዝግበር ስምምዕነት ዕድጊት ሓይሊ፣ ረቂቕ ሕጊ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ካልኣይ ረቂቕ ሕጊ ንግዲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጂቡቲ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌደዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ርክብ ሶማሊያን ሶማሊ ላንድን ኣድሂቡ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ዝነበሮም ተሳትፎ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም ነይሮም። ኣብ…

ስታፍ ኣባላት 4ይ ክፍለጦር ንፅጉማት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታፍ ኣባላት 4ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ኲሓን ወረዳ እንደርታን ንዝርከቡ ፅጉማት ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ ብር 218 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር ዝተፈላለዩ ሓገዛት ኣበርኪቶም። እቶም ኣባላት ሰራዊት፥ ብምኽንያት…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዕርቂን ሰላምን ክወርድ ምግባር ንውህደት እቲ ዞባ መሰረት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዕርቂን ሰላምን ክወርድ ምግባር ንውህደት እቲ ዞባ መሰረት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ሶማሊያን ሶማሌ ላንድን ኣድሂቡ ኣብ ጂቡቲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 268 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 644 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 268 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

ቢቢሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ምስ ሱዳንን ግብፅን ብምትሕሓዝ ተዛሪቦምዎ ኢዮም ኢሉ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢቢሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ምስ ሱዳንን ግብፅን ብምትሕሓዝ ተዛሪቦምዎ ኢዮም ኢሉ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ይቕሬታ ሓቲቱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ካብ ኣባላት…

“ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ምርጫ ክካየድ ኢዩ ኢሉ ምውሳኑ ሕገ መንግስቲ ዝፃረር ስለዝኾነ መንግስቲ ውሳነ ምርጫ ቦርድ ብምኽባር ከፈፅም ኢዩ” ኣይተ ንጉሱ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ ናይ ምፍፃም ስልጣን ዝተውሃቦ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 102 ዝተጣየሸ ቦርድ መረፃ ስለዝኾነ ካሊእ ኣካል በዚ ጉዳይ ጣልቃ ክኣቲ ኢየ እንተዝብል ካብ ገደብ ስልጣኑ ንላዕሊ ናይ ቦርድ መረፃ ስልጣን ምድፋእን ምድፋርን ስለዝኾን መንግስቲ ውሳነ…

መሪሕ ፓርቲ ዴሞክራሲ ንክዕምብብን ሃገራዊ ምርድዳእ ንክቕፅልን ኣብ ዝቕፅሉ እዋናት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ እናተዛተየ ምስርሕ ክቕፅለሉ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ብምትሕሓዝ ዝሃቦ እዋን እፎይታ ፈተና ንምሕላፍ ካብ ምሕጋዝ ብተወሳኺ ከም ሃገር ዴሞክራሲ ምልምማድ ንኽንክእል ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ዝወስድ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሕጋዊ ኣፍልጦ ምርካቡ ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሕጋዊ ኣፍልጦ ምርካቡ ምስጋና ኣቕሪቡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሕጋዊ ኣፍልጦ ንመሃብ ዝቐረበ ኣዋጅ መርሚሩ ኣፅዲቑ…

3ይ ዙር ዕፃ 8100 A ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ኣታዊ ንምትእኽኻብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዙር ዕፃ ሓፂር መልእኽቲ 8100 A ሎሚ መዓልቲ ወፂኡ። ኣብ ኣዳራሽ ብሄራዊ ሎተሪ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ፥ ተዓዋቲ ቁፅሪ ኤስ ኤም ኤስ 084492978 ኮይኑ…