Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ክሳብ ዝቐፀለ እዋን ኩሎም ባይቶታት ፌዴራልን ክልልን ስረሖም ይቐፅሉ ብዝብል ዝቀረበ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 5ይ ዘበነ ፓርላማ 5ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ይርከብ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን መንነትን እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ምንዋሕ መረፃ ተተሓሒዙ ዝቐረበሉ ሕቶ ሕገ-መንግስታዊ ትረጉ ኣብ ትሕዝቶ…

ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት እንትርከቡ 5 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓሙሽተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ኣድሂቡ ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክል ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኖርዌይ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ምዃኖም ኣመልኪቱ ኮሚቴ ኖቤል ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክለኛ ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣፈ ጉባኤ ወ/ሮ ኬሪያ ኣብ ድሮ ዝፀውዕዑ ስሩዕ ኣኼባ መልቀቒ ምሕታተን ግቡእ ኣይኮነን-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ኣብ ድሮ ዝፀውዕዑ ስሩዕ ኣኼባ መልቀቒ ምሕታተን ግቡእ ዘይኮነን ከም ተወካሊት ሓላፊት ብሄር ብሄረሰባት ትኽክለኛ ውሳነ ኣይኮነን ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። እተን ኣፈጉባኤ ኣፈላላይ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ብገዛ ፍቓደን ካብ ሓላፍነተን ለቒቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም ብፍቓደን ካብ ሓላፍነተን ከምዝለቐቓ ተገሊፁ። ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም ሰልጣነን ብፍቓደን ዝለቐቓ፥ ሕገ መንግሰቲ ምሰ ዝጥሕስን ውልቀ ምልክነት ምሰ ዘሰጉምን ጉጅለ ንምሰራሕ ፍቓደኛ ብዘይምኻነን…

ግድብ ህዳሰ ኣብ ሱዳንን ግብፂን ካብ ዝርከቡ ግድባት ዝለዓለ ድሕንነት ኣለዎ – ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ምልኢት ማይ ዝጅምር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳንን ግብፂን ካብ ዝርከቡ ግድባት ዝለዓለ ድሕንነት ከምዘለዎ ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን ያሲር ኣባስ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ እቲ ግድብ ዘዓረፈሉ ቦታ ንሱዳን ብመንፅር ዘለዎ…

ኣብዚ ዓመት 6 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ክምዝገብ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ በባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ሽዱሽተ ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ከምዝገብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ጠቅላይ ሚኒስትሩ በወቅታዊና ሃገራዊ ጉዳዮች ላይ ከህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት አባላት ለተነሱላቸው ጥያቄዎች ምላሽና ማብራሪያ ሰጥተዋል። እቶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታዬ ምናለን ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም። እቲ ተኸላ ፈልሲ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ…